ዝተጎድኡ ትካላት ንምድጋፍን ካብ ስደት ዝተመለሱ ንምጥያሽን ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዝተጎድኡ ኢንተርፕራይዛትን ትካላት ቴክኒክን ሞያን ንምድጋፍን ካብ ስደት ዝተመለሱ ንምጥያሽን ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ምስ ዓለም ለኸ ትካላት ተኻይዱ።
ኣብ ክልቲአን ክልላት ዝርከቡ ማእኸላት መውሃቢ…