ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝተመረፁ 36 ሆስፒታላት ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት ክትግበሩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝተመረፁ 36 ሆስፒታላት ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት ከምዝትግበሩ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ኣየለ ተሾመ፥ ሓደሽቲ ኣሰራርሓታ ኣብ ሆስፒታላት ጥቁር ኣንበሳ፣ ቅዱስ ጳውሎስን ኮሌጅ ሕክምና…