ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያ እስልምና ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢድ ኣልኣድሃ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያ እስልምና ኣዲስ ኣበባ መበል 1 ሺሕን 443 በዓል ኢድ ኣልኣድሃ (ዓረፋ) ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ በዓል ዓረፋ በዓል ሰላም፣…