ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ፀገም ትራንስፖርት ንፍታሕ ፐብሊክ ኣውቶብስ ብጊዚያዊነት ናብ ናይ ትራንስፖርት ስራሕቲ ዝኣትዋሉ ኣማራፂ ንምጥቃም ስምምዕነት ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስን ኣብ ክሊ ፀገማት ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ብምድሃብ ተዛቲየን።
ኣብ ዘተአን፥ እቶም ፀገማት ንምፍታሕ ተወከልቲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን እቲ ሚኒቴርን…