ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስሜል ኦማር ጌሌ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓሬታ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጌሌ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓሬታ ዑደት ገይሮም።
እቶም ፕሬዚዳን ዕላዊ ዑደት ሰራሕ ንምግባር ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ…