ኢትዮጵያን ታንዛኒያን ኣብ ወተሃደራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕ ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ታንዛኒያን ኣብ ወተሃደራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕ፥ ሓላፊ ዋና መምርሒ ምትሕብባር ሜካናይዝድ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ሌተናንት ጄኔራል ኣለምእሸት ደግፌን ኤታማዦር ሹም ሰራዊት…