መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ብድምቀት ኣብ ከተማ ሆሳኢና ይኽበር ኣሎ።
“ዴሞክራሲያዊ ምርድዳእ ነህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኸበረ ዘሎ እቲ በዓል፥…