ጥምረት ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓታት ኣፍሪካ ጨንፈር ኢትዮጵያ ኮከስ መናእሰይ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥምረት ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓታት ኣፍሪካ ጨንፈር ኢትዮጵያ ኮከስ መናእሰይ ዕላዊ ኮይኑ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዩን ማሕራዊ ጉዳይን ዶክተር ኦርጎጌ ተስፋየ፣ ኣብ ሕብረተስ ኣፍሪካ ፍልይቲ ልእኽቲ ደቂ ኣንስትዮ፣ ሰላምን ፀፅታን ቢኒታ…