Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ምስ ሩሲያ ኲናት ውክልና ተካይድ ኣላ – ዲሚትሪ ሜድቬዲቭ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንዩክሬን ብምሕጋዝ ምስ ሩሲያ “ኲናት ውክልና” እናካየደት ምዃና ነበር ፕሬዚዳንት ሩሲያ ዲሚትሪ ሜድቬዲቭ ገሊፆም። እቶም ነበር ፕሬዚዳንት እዚ ዝበሉ ኣሜሪካ ንዩክሬን ንምሕጋዝ ተወሳኺ 40 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ንምግባር ዘቕረበቶ ሓሳብ ባይቶ…

ሚኒስትር ዴኤታ ሰመርታ ሰዋሰው ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመርታ ሰዋሰው ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትሕብብር ኮሚሽን ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ሳንድራ ክራመርን ዳይሬክተር ኣገልግሎት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ሪታ ላራ ኣብ ብራስለስ ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ…

ኣምባሳደር ሬድዋን ምስ ፍሉይ ልኡኽ እንግሊዝ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ምስ ፍሉይ ልኡኽ እንግሊዝ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ፊሊፕ ፋርማን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ኣብ ዘተኦም ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ነቶም ፍሉይ ልኡኽ…

ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ክትሳተፍ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ክትሳተፍ ኢያ። ብ5 ሺሕን 10 ሺሕን ሜትራት ከምኡውን ብፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም ዝወነነት ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ከምእትሳተፍ ኣትሌቲክስ…

ብሚኒስትር ዴኤታ ኣይተ ታረቀኝ ቡልልታ ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ድሬዳዋ ኣብ ዝርከቡ ኢንዱስትሪታት ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ኢንዱስትሪ ኣይተ ታረቀኝ ቡልልታ ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ድሬዳዋ ኣብ ዝርከቡ ኢንዱስትሪታት ምንቕስቃሳት ልምዓት ዑደት ገይሩ። እቲ ዑደት ስራሕ ብዝተፈላለዩ ፀገማት ናብ ስራሕ ዘይኣተው ፋብሪካታት ኣድላይ ሓገዝ ተገይርሎም ናብ…

ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ፖለቲካ ዘሎ ስትራቴጂካዊ ምትሕብባር ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ፖለቲካ ዘሎ ስትራቴጂካዊ ምትሕብባር ንምጥኻር ከምዘሰርሕ ተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሮላንድ ኮቢያ ገሊፆም። ኣምባሳደር ሮላንድ ኮቢያ ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ፖለቲካ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ሩባ ኣባይ ይህነፅ ኣብ ዘሎ ድልድል ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሩባ ኣባይ ይህነፅ ኣብ ዘሎ ብገመድ ዝተወጠረ ድልድል ዑደት ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ሓይሊታት ፀፅታ ክልል ኣምሓራ ምርካቦም ይዝከር። ኣብ…

ኣብ ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን ንኽረጋገፅ ብሓባርን ብምትሕብባርን ምስራሕ ይግባእ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን ንኽረጋገፅ ተለዋዋጢ ብዝኾነ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪካን ብብርኪ ኣፍሪካን ብሓባርን ብምትሕብባርን ምስራሕ ከምዝግባእ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ኢታማዡር ሹማት ምክልኻል…

ኩሎም ሓይሊታት ፀፅታ ኣብ ዝሓሸ ቅዋምን ብቕዓትን ይርከቡ፤ ፀላእትና ክፈልጡ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኩሎም ሓይሊታት ፀፅታ ኣብ ዝሓሸ ቅዋምን ብቕዓትን ይርከቡ፤ ፀላእትና ክፈልጡ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን…

ኮይካን ሚኒሰስቴር ሰላምን ጎንፂ ኣብ ዝተወለዐሎም ከባቢታት ማሕበረሰብ ዝሓቁፍ መፍትሒታት ንምፍጣር ዘስርሕ ፕሮጀክታ ንምፍፃም ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ (ኮይካ)ን ሚኒሰስቴር ሰላምን ጎንፂ ኣብ ዝተወለዐሎም ከባቢታት ማሕበረሰብ ዝሓቁፍ መፍትሒታት ንምፍጣር ዘስርሕ ፕሮጀክታ ንምፍፃም ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ፕሮጀክት ጎንፂ ኣብ ዝተፈጠረሎም ከባቢታት ዘላቒ…