ኢትዮጵያ ብዓውዲ ምርምርን ኢኖቬሽንን ተረባሒት ፈንድ ሆራይዘን ሕብረት ኣውሮፓ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ምርምርን ኢኖቬሽንን ተረባሒት ፈንድ ሆራይዘን ሕብረት ኣውሮፓ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ሕብረት ኣውሮፓ ኣፍሊጡ።
ኣብ መንጎ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣውሮፓን ኢትዮጵያን ፅኑዕ ምትሕብባር ምርምር ንምጅማር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት…