ኣብ ዝቕፅሉ 3 ኣዋርሕ 150 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ናብ ሃገር ክኣቱ ኢዩ – ኣይተ ኣህመድ ሽዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 3 ኣዋርሕ 150 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ናብ ሃገር ከምዝኣቱ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ “ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ኣዋርሕ ብትካላት ልምዓት መንግስቲ ኣቢሉ በቢወርሑ ብማእኸላይ 50…