ኣብ ኣኼባ ፀረ ግዕዝይና ውድብ ሕራት መንግስታት ኣብ ፀብፃብ ግምገማ ኣፈፃፅማ ኢትዮጵያ ልዝብ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ዙር ኣኼባ ፀረ ግዕዝይና ውድብ ሕራት መንግስታት ኣብ ፀብፃብ ግምገማ ኣፈፃፅማ ኢትዮጵያ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝተረኸቡሉ ልዝብ ይግበር ኣሎ።
ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ እቲ ጉባኤ፥ ግዕዝይና ምክልኻልን ኣብምዕራፍ ሓሙሽተ ዝተሰረቐ…