Fana: At a Speed of Life!

ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያን ጂ ኣይ ዜድን ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ትካል ልምዓት ጀርመን ጂ ኣይ ዜድን ስምምዕነት 10 ሚሊየን ብር ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ደረጃ ማእኸል ልህቀትን መፃወቲን መለማመዲን ሜዳ ንምምሕያሽ ከምኡ እውን ሓዱሽ ተወሳኺ ሜዳ ንምስራሕ ዘኽእል ክዝኾነ…

ብማዕርነት ደቂ ሰባት ምእማንን ኣብ ተግባር ምውዓልን ይግባእ – ሓላፊት ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ወ/ሮ ኣበባ በርሀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብማዕርነት ደቂ ሰባት ምእማንን ኣብ ተግባር ምውዓልን ከምዝግባእ ሓላፊት ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ወይዘሮ ኣበባ በርሀ። ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኅንያት ብምግባር ኣብ ጣቢያና ፃንሒት ዝገበራ እተን ሓላፊት፥ በቢዓመቱ…

መበል ራብዓይ ጉባኤ ሸቶ ዘላቒ ልምዓት መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል ራብዓይ ጉባኤ ሸቶ ዘላቒ ልምዓት መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ወይዘሮ ጥሩማር ኣባተ፥ እቲ ጉባኤ መናእሰይ ኣብ ኣጀንዳ 2030ን ኣጀንዳ 2063ን ክህልዎም ዝኽእለ ግደ ትኹረት…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እንትራገፍ ዝተረኸበ 50 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እንትራገፍ ዝተረኸበ 50 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ከምዝተትሓዘ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ንግዲ ክልል ሃረሪ ኣፍሊጡ። እቲ ዘይቲ ብታርጋ ቁፅሪ 3- 29490 ኢ.ት በዓል ተጎታቲ ናይ ፅዕነት መኪና ካብ ከተማ ሃረር ናብ ሃማሬሳ ናብ…

ኢንተርነሽናል ኣርቢትር ባምላክ ተሰማ ኣብ ቀፃሊ 2 ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ብዋና ዳይነት ክመርሑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንተርነሽናል ኣርቢትር ባምላክ ተሰማ ኣብ ቀፃሊ ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣፍሪካን መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለምን ብዋና ዳይነት ክመርሑ ኢዮም። ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ፅቡቕ ብቕዓት ዳይነት ዘርአዩ ኣርቢትር ባምላክ…

ቡናን ክብሪታት ባህሊን ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያ ንምፍላጥ ዘኽእል ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቡናን ክብሪታት ባህሊን ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያ ንምፍላጥ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ዘድሃበ ልዝብ ተኻይዱ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ኢዮም ምስ ፕሬዚዳንት ማእኸል ቡና ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ዩዋንዌ ጉኦ ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ዝተዛተዩ፡፡…

ኣሜሪካን ጃፓንን ኣብ ወርሒ ጥሪ ልዑል ጉድለት ንግዲ ኣጋጢሙወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ጃፓንን ኣብ ወርሒ ጥሪ ልዑል ጉድለት ንግዲ ከምዘጋጠመን ተገሊፁ። ኣሜሪካ ልዑል ዝተብሃለ ጉድት ዋጋ ንግዲ ዘመዝገበት፤ ኣታዊ ንግዳ ምውሳኺን ወፃኢ ንግዳ ብምንካዩን ከምዝኾነ ሚኒስቴር ንግዲ እታ ሃገር ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ…

ኣሜሪካ ንክልላት ዓፋርን ኣምሓራን 250 ሜትሪክ ቶን ደገፍ ናውቲ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤ አይ ዲ) ብምኽኒያት ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝኸውነ 250 ሜትሪክ ቶን ደገፍ ናውቲ ገይራ። እቲ ደገፍ ብኮሚሽን ሓደጋን ደልውነትንን ብዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታትን ኣቢሉ ነቶም ግዳያት…

ፍሪያት ባኒ ሸገር ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ምቕራብ ከምዝጅምር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት 30፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ባኒ ሸገር ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ምቕራብ ከምዝጅምር ከነቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ፥ ብወሰኽ ዋጋን ናይሪ ዕዳጋን ዘሎ ፅዕንቶ ንምቕናስ ንምግብነት ኣብ ዝውዕሉ ነገራት ትኹረት ተዋሂቡ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋን ምስ ነበርቲ እቲ ምምሕዳር ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢን ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋን ምስ ነበርቲ እቲ ምምሕዳር ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ካብ ዝተፈላለዩ ቀበሌታት እታ ከተማ ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ከምዝተረኸቡ ካብ…