ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ይመርፅ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ እናመረፀ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ጉባዔኡ እናካየደ ዝርከብ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ ውዕልኡ፥ ፖለቲካዊ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ፀገማት ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ዝኽእሉ ኣባላት ማኣኸላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅና ፍፁም ናፃን ኣሳታፊን ነይሩ – ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅና ፍፁም ናፃን ኣሳታፊን ብምዃን ንዴሞክራሲያዊ ዕቤት ኢትዮጵያ መሰረት ዘንበረ ከምዝኾነ ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ገሊፆም። ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ሳልሳይ መዓልቱ እንትኸውን፥ እቲ ጉባኤ ኣብ ናይ ትማሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትራት ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓሊፎም Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓሊፎም። ሚኒትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ራብዓይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ኣብ ካቴድራል ቅድስት ስላሴ ተፈፂሙ። ኣስከሬን ብፁእነቶም ኣብ ካቴድራል ቅድስት ስላሴ ፀሎት ፍትሓት፣ ስርዓተ ማህሌትን ፀሎት ኪዳንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ምድማር ከም መገዲ ምዕባለ ከም መብፅሒ ዝወሰደበ፣ ብሃገር በቆል ሓሳብ ንባዕሉ ዝተኸለ ፓርቲ ምዃኑ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ምድማር ከም መገዲ ምዕባለ ከም መብፅሒ ዝወሰደበ፣ ብሃገር በቆል ሓሳብ ንባዕሉ ዝተኸለ ፓርቲ ምዃኑ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና “ካብ ፈተና ናብ ልዕልና!”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከም ኣሕዋት ሃገራት ብሓር ንምዕባይ ርክብና ብዝበለፀ ንምጥንኻር ብሓባር ክንሰርሕ ይግባእ – ዋናፀሓፊ ገዛኢ ፓርቲ ጅቡቲ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅቡቲን ኢትዮጵያን ብደም ዝተኣሳሰና ኣሕዋት ሃገራት ስለዝኾንና ብሓር ንምዕባይ ርክብና ብዝበለፀ ንምጥንኻር ብሓባር ክንሰርሕ ይግባእ ክብሉ ዋና ፀሓፊ ገዛኢ ፓርቲ “ፒፕልስ ራሊ ፎር ፕሮግረስ” ጅቡቲን ሚኒስትር ኢኮኖሚ እታ ሃገርን ኢልያስ ሙሳ ዳዋሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘለወን ርክብ ዘጠናኽራሉ እዋን ሕዚ ኢዩ – ምክትል ኣቦ መንበር ፓርቲ ደቡብ ሱዳን Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘለወን ርክብ ዘጠናኽራሉ እዋን ሕዚ ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳንን ምክትል ኣቦ መንበር ገዛኢ ፓርቲ ምንቅስቓስ ናፅነት ህዝቢ ሱዳንን (ኤስ ፒ ኤል ኤም) ፕሮፌሰር ዶኮተር ጀምስ ዋኒ ኢጋ ገሊፆም። ምክትል ኣቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቱርክ ምስ ኢትዮጵያ ብምርሕብባር ምስራሓ ከምትቕፅል ኤ ኬ ፒ ፓርቲ እታ ሃገር ኣረጋጊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርክ ምስ ኢትዮጵያ ብምርሕብባር ምስራሓ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ምክትል ኣቦ መንበር ጉዳያት ወፃኢ ኤ ኬ ፒ ፓርቲ እታ ሃገር ፌቭዚ ሻንቨርዲ ገሊፆም። ምክትል ኣቦ መንበር ጉዳያት ወፃኢ ገዛኢ ፓርቲ ኣብ መኽፈቲ ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ተረኺቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ኢትዮጵያ ሓሊፉ ንዞባዊ ምዕባለ ተስፋ ዝተሓንገጠ ኢዩ – ኣፍሪካ ናሽናል ኮንግረስ ፓርቲ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ካብ ኢትዮጵያ ሓሊፉ ንዞባዊ ምዕባለ ተስፋ ዝተሓንገጠ ከምዝኾነ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ገዛኢ ፓርቲ ደቡብ ኣፍሪካ ኣፍሪካ ናሽናል ኮንግረስ ፓርቲ ፕሮፌሰር ኢክባል ጃዝብሃይ ተዛሪቦም። እቶም ፕሮፌሰር ኣብ መኽፈቲ ቀዳማይ ጉባኤ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩሎም ፓርቲታት ፖለቲካ ትፅት ዝግበረሎም ሃናጺ ግደ ብምፅዋት ጅማሮ ሓዱሽ ምዕራፍ ጋህዲ ክገብሩ ኢዮም ኢለ የኣምን – ኣካቢት ቤት ምኽሪ ሓበራዊ… Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኩሎም ፓርቲታት ፖለቲካ ትፅት ዝግበረሎም ሃናጺ ግደ ብምፅዋት ኣብ ታሪኽ ጅማሮ ሓዱሽ ምዕራፍ ኢትዮጵያ ጋህዲ ክገብሩ ኢዮም ኢለ የኣምን” ክብላ ኣካቢት ቤት ምኽሪ ሓበራዊ ፓርቲታት ፖለቲካ ዶክተር ራሄል ባፌ ገሊፀን። እተን ኣካቢት ኣብ ስነ-ስርዓት…