ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ሰርዓት ቀብሪ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ቀፃሊ ዕለተ ሰንበት ክፍፀም ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ቀብሪ መበል ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ቀፃሊ ዕለተ ሰንበት ክፍፀም ኢዩ። ዓብዪ ኮሚቴ ኣፈፃሚ እቲ ስርዓተ ቀብሪ ኣብ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ኣብ ዝሃቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሚሊኒየም ሜዲካል ኮሌጅ ቅዱስ ጳውሎስ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ብደቂ ኣንስትዮ ኳትርን ሰብ ሞያ ሕክምናን ጥራሕ ሕክምና መጥባሕቲ ይወሃብ… Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚሊኒየም ሜዲካል ኮሌጅ ቅዱስ ጳውሎስ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ብደቂ ኣንስትዮ ኳትርን ሰብ ሞያ ሕክምናን ጥራሕ ዝፈላለዩ ኣገልግሎታት ሕክምና መጥባሕቲ ይወሃብ ኣሎ። ብብርኪ ዓለም ንመበል 111 ግዘ ብኢትዮጵያ ን46…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መበል ሳልሳይ ደርድር ሰላም ሩሲያ-ዩክሬን ጭቡጥ ውፅኢት ከምዘየምፀአ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ደርድር ሰላም ሩሲያ-ዩክሬን ጭቡጥ ውፅኢት ከየምፀአ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ። መራሒ ጉጅለ ልኡኽ ሩሲያ ቭላድሚር ሜዲንስኪ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ፖለቲካዊን ወተሃደራዊን ጉዳያት ትኹረት ብምግባር ዝተኻየደ እቲ ዘተ ዝረብሕ ለውጢ ከየምፀአ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራን ንሩሲያ ሓዊሱ ምስ ዝኾነት ትኹን ሃገር ኣብ ዝህልዋ ምትሕብባር ዝኾነ ይኹን ማዕቐብ ፅዕንቶ ከምዘይፈጥረላ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝንበር ዝኾነ ይኹን ማዕቐብ ንሩሲያ ሓዊሱ ምስ ዝኾነት ትኹን ሃገር ኣብ ዝህልዋ ምትሕብባር ፅዕንቶ ከምዘይፈጥረላ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሆሴን ኣሚር ኣብዱላሂን ተዛሪቦም። እቶ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጦር ግምባር ዝፈፀምክን ደቂ ኣንስትዮ ንዘምፃእኽንኦ ዓወት ነመስግን – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ብኣኽን ድርብ መስዋእትነት ክትቅፅል ኢያ፤ ንዓኽን ክብሪ ምሃብ የድሊ ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ (ማርች 8) ኣብ ክበብ መኮንናት ምክልኻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 26 በርሚል ነዳዲን ቤንዚንን ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 26 በርሚል ነዳዲን ቤንዚንን ከምዝሓዘ ክልል ጋምቤላ ኣፍሊጡ። ምክትል ቢሮ ሓላፊ ዘፈረ ንግዲ ኣይተ ኦኬሎ ኡቦንግ ከምዝገለፁዎ፥ ብዝተገበረ ክትትል ሓደ ውልቀ ሰብ ኣብ ክልል ጋምቤላ ካብ ዝርከብ ታፍ መዕደሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚስጢር ብልፅግና ኢትዮጵያ ምድማር፣ ምክብባርን ብሓባር ደው ምባልን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚስጢር ብልፅግና ኢትዮጵያ ምድማር፣ ምክብባርን ብሓባር ደው ምባልን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፁም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝበሉ ብ5 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ተሃኒፁ ዝተዛዘመን ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ሓፂነ መፂን ዘፍሪን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 40 ሚሊየን ዘይቲ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ ውሽጢ ዓዲ ክኣቲ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ፍሪያት ዘይቲ ብልዒ ወሰኽ ዋጋ ዓለም ለኻዊ ዕዳጋ በዝፈጠሮ ለውጢ ምኽኒያት ከመዝኾነ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ መንግስቲ ሕፅረት ኣቕርቦት ንምፍታሕ ዓሊሙ 40 ሚሊየን ዘይቲ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ ፀፅታን ድሕንነትን ከምኡ እውን ኣብ ትምህርቲን ስልጠናን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ ጉዳይ ፀፅታን ድሕንነትን ከምኡ እውን ኣብ ትምህርቲን ስልጠናን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፥ “ኢትዮጵያን ጅቡቲን ታሪኻዊን ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ርክብን ዘለወን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ምዕራብ ኣርማጨሆ ንኣገልግሎት መገዲ ዝተቐመጠ ድማሚት ተፈንጂሩ ህይወት 7 ህጻናት ኣሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ወረዳ ምዕራብ ኣርማጨሆ ቀበሌ ግራር ውሃ ንኣገልግሎት መገዲ ዝተቐመጠ ድማሚት ብምፍንጃሩ ህይወት 7 ህጻናት ከምዝሓለፈ ቤት ፀሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ሓጋዚ ኢንስፔክተር ሃይሌ ብርሃኑ…