ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሊባኖስ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዝፀንሐ ርክብ ክብ ኣቢላ ከምእትርእዮ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊባኖስ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዝፀንሐ ርክብ ክብ ኣቢላ ከምእትርእዮ ገሊፃ። ቆንስላ ጄነራልኢትዮጵያ ኣይተ ተመስገን ዑመር ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሊባኖስ ናጂብ አዝሚ ሚካቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ፣ ቀጣናዊን ክልቲኣዊ ርክብን ብምድሃብ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ደቂ ኣንስትዮ ሃገርና ናብ ሓላፍነት ንምብቃዕ ብዝምልከት ዘይነዓቕ ዕቤት ተመዝጊቡ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ሃገርና ማዕርንት ደቂ ኣንስትዮ፣ ምኽባር መሰለን፣ ምዕባይ ንቕሓት ሕልና፣ ናብ ሓላፍነት ምብቃዕን ብዝምልከት ዘይነዓቕ ዕቤት ተመዝጊቡ ኢዩ” ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ስርዓት ዕዳጋ ነናይ ወፃኢ ኩባኒያታት ክፍቲ ከምዝገብር ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካልኝ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ስርዓት ዕዳጋ ከም ቴሌኮም ዝበሉ ዓውዲታት ንናይ ወፃኢ ኩባኒያታት ክፍቲ ከምዝገብር ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካልኝ ተዛሪቦም። በቢመዓልቲ ካብ ቁፅፅር ወፃእ እናኾነ ዝርከብ ናህሪ ዕዳጋ ንዕቤት ኢኮኖሚ ኣብ ሕቶ ምልክት ክኣቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ስልጠና ይወስዱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ስልጠና ይወስዱ ኣለዉ። እቶም ኣብ ዓለም ለኸ ትካል ማእኸል መሰልጠኒ ምዕቃብ ሰላም ዝስልጥኑ ዘለዉ ኣባላት፥ ጎንፂታት ኣቐዲምካ ምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስዊድን ንስትራቴጂ ሓለዋ ጥንዕና ስነ-ተዋልዶ ኣፍሪካ ዝውዕል ልዕሊ 50 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቓ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ስዊድን ንስትራቴጂ ሓለዋ ጥንዕና ስነ-ተዋልዶ ኣፍሪካ ዝውዕል ልዕሊ 50 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቑ። መንግስቲ ስዊድን፥ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2022 ክሳብ 2026 ዝሳለጥ ስትራቴጂ ሓለዋ ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ 20 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሱሉልታ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ 20 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ተታሒዙ። እቲ ዘይቲ ብዝተገበረ ሃንደበታዊ ተፍቲሽ ኣብ ኣርባዕተ ሹቓት ተኸዚኑ ከምዝተረኸበ ካብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ኦሮሞ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ። ብተወሳኺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኮይካን ስምምዕነት ሓገዝ 20 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ (ኮይካ)ን ስምምዕነት ሓገዝ 20 ሚሊየን ዶላር ተፈረሙ፡፡ እቲ ሰምምዕነት ንመፈፀሙ ክልተ ፕሮጀክታት ዝውዕል ምዃኑ ተገሊፁ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓዱሽ መጥቃዕቲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ካብ መዓስከር በራሕለ ናብ ሰርዶ ተዛዊሮም Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ሓዱሽ መጥቃዕቲ ዝተመዛበሉ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ካብ መዓስከር በራሕለ ናብ ሰርዶ ተዛዊሮም እቶም ኤረትራዊያን ትማሊ ናት ዝተጣየሸ ሓዱሽ መዓስከር ስደተኛታት ከምዝተዘዋወሩ ካብ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ካብ ስደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጃፓን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ሽትኡ ንኽወቅዕ ኣድላዪ ሓገዝ ክትገብር ኢያ – ኣምባሳደር ጃፓን ኢቶ ታካኮ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ሽትኡ ንኽወቅዕ ኣድላዪ ሓገዝ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ገሊፀን። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ዝገብሮም ፃዕሪታት ጃፓን ብኣድናቖት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌስቲቫልን ዓውደ ምርኢትን ባህሊ ህዝቢታት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምክያድ ልዝብ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቲቫልን ዓውደ ምርኢትን ባህሊ ህዝቢታት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምክያድ ልዝብ ተገይሩ። ኣብ ዝቕፅል ወርሒ መጋቢት ዝካየድ መርሃ ግብሪ ፌስቲባልን ዓውደ ምርኢትን ባህሊ፥ ጂቡቲ፣ ኤርትራ፣ ሶማሊያ፣ ኡጋንዳ፣ ርዋንዳ፣ ኬንያ፣ ደቡብ…