ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብ5 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዝተገበረ ምስፍሕፋሕ ፋብሪካ ቆርቆሮ ኣዳማ መሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብ5 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዝተገበረ ምስፍሕፋሕ ፋብሪካ ቆርቆሮ ኣዳማ መሪቖም።
እቲ ፋብሪካ ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝኣትዉ ፍሪያታት ሓፂነ መፂን ብፍሪያታት ውሽጢ ዓዲ ብምትካእ ልዑል ሸርፊ ወፃኢ ዘትርፍ ከምዝኾነ…