ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጦር ሰራዊት ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ዚያዊ ምቁራፅ ተኹሲ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሰራዊት ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ዚያዊ ምቁራፅ ተኹሲ ምግባሩ ተሓቢሩ። ጊዜያዊ የተኩስ አቁሙ በበርካታ የዩክሬን ከተሞች ከዛሬ ጀምሮ እንደሚተገበር ሲ ጂ ቲ ኤን ዘግቧል እቲ ግዚያዊ ምቁራፅ ተኹሲ፥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ብዙሓት ከተማታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ሓደሓደ ፖለቲከኛታት እንግሊዝ ኣብ ጉዳይ ሕቶ ታይዋን “ብሓዊ ካብ ምፅዋት” ንኽዕቀቡ ኣተሓሳሲባ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም ዝርከብ ኤምባሲ ቻይና ሓደሓደ ፖለቲከኛታት እንግሊዝ ኣብ ጉዳይ ሕቶ ታይዋን “ብሓዊ ካብ ምፅዋት”ን ካብ ፀረ ቻይና ሽርሖምን ንኽዕቀቡ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 3 መጋቢት “ዴሞክራሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ ክልል ብዘጋጠመ ድርቂ ኣብ ልዕሊ እንስሳት ዝበፅሕ ጉድኣት ንምክልኻል ስራሕቲ ልምዓት ምግቢ እንስሳት ይካየድ ኣሎ-ኣይተ ሙስጠፌ ሙሓመድ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ብዘጋጠመ ድርቂ ኣብ ልዕሊ እንስሳት ዝበፅሕ ጉድኣት ንምክልኻል ስራሕቲ ልምዓት ምግቢ እንስሳት ይካየድ ኣሎ ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ ሙሓመድ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ዲየኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሙስጠፌ ሙሓመድ ብኣይተ ኣህመድ ሽዴ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ፌደራል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክለል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ ሙሓመድ ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ድርቂ ኣድሂቦም ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌደራል ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብቲ ክልል ብዘጋጠመ ድርቂን እናተውሃበ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደሽቲ ኣምባሳደራት ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ሃገራዊ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ክውክሉ ንዝተሸሙ ኣባሳደራት እናተውሃበ ዝነበረ ስልጠና ተዛዚሙ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ናይ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒሰስትር ጉዳያት ወጻኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተረኺቦም፡፡…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ፑቲን ሃገሮም ምስ ዩክሬንን ናይ ወፃኢ መሓዙትን ንምዝርራብ ድልውቲ ከምዝኾነት ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሞስኮ ምስ ዩክሬንን ናይ ወፃኢ መሓዙትን ንምዝርራብ ድልውቲ ከምዝኾነት ኣፍሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶሃን ናይ ስልኪ ዘተ ገይሮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ሃገሮም ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምኽባር ናብራ ንምርግጋእ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2022 0 አዲስ አበባ፣ የካቲት 27፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምኽባር ናብራ ንምርግጋእ እናሰርሐ ምዃኑ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን። ትማሊ ምሸት ግብረ ሓይሊ እታ ከተማ ብዝገበሮ ዳህሳስ፥ ዘይቲ ካብታ ከተማ ተፃዒኑ እንትወፅእ ከምዝተትሓዘ ገሊፀን፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምትሕበባር ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ምጥንኃር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ሄኖክ ተፈራ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም። ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ገለፃ ገይሮምሎም። ካብዚ ሓሊፉ ድማ ሓገዝ መሓዙት ተወሲኹዎ ሰላምን ልምዓትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ፅሬትን ስልጠናን ንምምሕያሽ ፈጠራ ዕድል ስራሕ መንግስቲ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ባንኪ ዓለም ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ብምጥያሽ ስራሕቲ ፅሬት ስልጠናን ንምምሕያሽን ዕድል ስራሕ ንኽፍጠር ዝገበሮ ፃዕሪ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ኣብ ባንኪ ዓለም ዳይሬክተር ዘፈር ትምህር ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ሳፋ ኤል ኮጋሊ ገሊፀን። እተን…
ስፓርት ኣብ ቴክዮ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣመዝጊቦም Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቴክዮ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣመዝጊቦም። ብደቂ ተባዕትዮ ታምራት ቶላ ብ2 ሰዓት 2 ደቒቓን 14 ሰከንድን ብምእታው ኣብቲ ውድድር ሳልሳይ ደረጃ ብመሓዝ ውድድሩ እንትዛዝም፥ ሹራ ቂጣታ 5ይ…