ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን ሞዴል ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተፕራይዛት ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን ሞዴል ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተፕራይዛት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ተጀሚሩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን 181 ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተርፕራይዛት፣ 10 ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኣፍረይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘበነ ምህርቲ እዚ ዓመት ልዕሊ 15 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳርያ) ንተረባሕቲ ክቐርብ ኢዩ – ሚኒስቴር ሕርሻ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ እዚ ዓመት ልዕሊ 15 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳርያ) ንተረባሕቲ ከምዝቐርብ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብዚ ዓመት 12 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ዕድጊት መዳበሪያ ከምዝተፈፀመ ዝተሓበረ እንትኸውን፥ ካብ ሞንጎ እዚ 4…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት 390 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት 390 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር ኢንዱስትሩ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። እዚ ድማ ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 87 ሚኢታዊ ከምዝኾነ ተሓሩ፡፡ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 35 ስደተታት ኣሳፍፊ እናተጓዘት ዝነበረት ጀልባ ከምዝጠሓለት ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)35 ስደተታት ኣሳፍፊ እናተጓዘት ዝነበረት ጀልባ ከምዝጠሓለት ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሊጡ። እታ ጃልባ፥ ኣብ ከባቢ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ምዕራባዊ ጠረፍ ባሕሪ ሊቢያ ከምዝጠሓለት ገሊፁ። ክሳብ ሕዚ ሹዱሽተ ኣስከሬናት ዝተረኸበ እንትኸውን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ወታደራዊ ሓበሬታ ምብራቕ ኣፍሪካ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ብሓባር ንምክልኻል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ወታደራዊ ሓበሬታ ምብራቕ ኣፍሪካ ራዕዳውያንን ሓይሊታት ፀረ ሰላም ብሓባር ንምክልኻል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ትካላት ወታደራዊ ሓበሬታ ምብራቕ ኣፍሪካ “ሰላማዊን ድሕንነታ ዝተረጋገፀ ኣፍሪካን” ንምፍጣር፥ ኣብ ዶባት፣ ብሳይበር፣…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየዱ ዓለም ለኸ ውድድራት ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትማሊኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየዱ ዓለም ለኸ ውድድራት ዓወት ቀኒዑዎም። ብብርኪ ዓለም ደረጃ ፕላቲኒየም ኣብ ዝተውሃቦ ውድድር ጉያ ማራቶን 2022 ደቡብ ኮሪያ ከተማ ሴኡል ብደቂ ተባዕትዮ ሞስነት ገረመው ክብረወሰን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል “ሆሳዕና ብኣርያም” ብሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶስ ተዋህዶ ሎሚ መዓልቲ ብድሙቕ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል “ሆሳዕና ብኣርያም” ብሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶስ ተዋህዶ ሎሚ መዓልቲ ብድሙቕ ተኸቢሩ። ሆሳእና ቅድሚ በዓል ፋሲካ ዝመፅእ 5ይ ክፋል ዓብዪ ፆም እንትኸውን÷ “ኦ ጐይታ ኣምላኽ ሐዚ ኣድሕን፣ ኦ ጐይታ ኣምላኽ ሐዚ ኣመዓራሪ፣ ብሽም እግዚአብሔር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ጅቡቲ ኣደባባይ ዶልፊን ካልኣይ ዙር ተኸላ ፈልሲ ተኻይዱ። ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብነታዊ ርክብ ምጣነ ሃብቲ ዘለዎን ኢትዮጵያን ጅቡቲን ብሓምላዋይ ልምዓት እውን…
ቢዝነስ ክልል ጋምቤላ ልዕሊ 966 ኪሎ ግራም ወርቂ ንብሄራዊ ባንኪ ልኢኹ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝሓለፉ ትሻዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 966 ኪሎ ግራም ወርቂ ንብሄራዊ ባንኪ ከምዝለኣኸ ኤጀንሲ ልምዓት ኢነርጅን ማዕድንን ኣፍሊጡ። ዋና ዳሬክተር እቲ ኤጀንሲ ወይዘሮ ኣኳታ ቻም÷ እቲ ንብሄራዊ ባንኪ ዝተለኣኸ ወርቂ ኣብ ወረዳታት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒትራትን ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ኣብ ቡልጋን ደብረ ብርሃንን ዝርከቡ ፕሮጀክታት ኢንቨስትመንት ዑደት ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሚኒትራትን ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ኣብ ክልል ኣምሓራ ቡልጋን ደብረ ብርሃንን ዝርከቡ ፕሮጀክታት ኢንቨስትመንት ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ኣብቲ እዋን ዑደት ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ፣ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ…