ቴክኖሎጂ ዩንቨርስቲ ደብረ ታቦር ዕዉት ፈተነ ምውንጫፍ ሮኬት ኣካይዱ Desta Apr 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ደብረ ታቦር ዕዉት ፈተነ ምውንጫፍ ሮኬት ኣካይዱ። እቲ ዩንቨርስቲ መበል 154 ዝክረ ሰማእት ኣፄ ቴዎድሮስ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ኣሞራ ገደል ዕዉት ምውንጫፍ ሮኬት ከምዘካየደ ገሊፁ። ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ዝተፈላለዩ ምርምራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ውሽጢ 9 ኣዋርሕ 103 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ Desta Apr 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ውሽጢ 9 ኣዋርሕ 103 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘካየዶ ገምጋም 9 ኣዋርሕ ኢዩ ነዚ ኢሉ። ኣብ ገምጋሙ፥ ምምሕያሽ ኣወሃህባ ኣገልግሎት፣ ኣሰራርሓ ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ምድጋፍን ስራሕቲ ቁፅፅር ምዝማንን…
ቢዝነስ “ኣፍሪካ ኤሌክትሮኒክ ትሬድ ግሩፕ” ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ቢሩኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፍት ኢዩ Desta Apr 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኣፍሪካ ኤሌክትሮኒክ ትሬድ ግሩፕ” ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ቢሩኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ከምዝተዳለወ ገሊፁ። “ኣፍሪካ ኤሌክትሮኒክ ትሬድ ግሩፕ” (ኢ- ትሬድ ግሩፕ)ባህጊ ኣባል ሕብረት ኣፍሪከ መሰረት ዝገበረ ልውውጥ ንግዲ ንምስላጥን ብሓባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ምንባር ማለት ፀረ ሰላም ሓይሊታት እዚ ቀጣና ዘጠናኽር ኢዩ-ሚኒስትር ደቡብ ሱዳን Desta Apr 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ምንባር ማለት ፀረ ሰላም ሓይሊታት እዚ ቀጣና ዘጠናኽር ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ፐብሊክ ሰርቪስን ልምዓት ሓይሊ ሰብን ደቡብ ሱዳን ተዛሪቦም። ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል መኽዲ ምስ ሚኒስትር ፐብሊክ ሰርቪስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓስራይ ምዕራፍ ውድድር ድምፃዊያን ፋና ላምሮት ተጀሚሩ Desta Apr 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓስራይ ምዕራፍ ኣብ ፋና ቴሌቪዥን ዝሰናዳእ ውድድር ድምፃዊያን ፋና ላምሮት ተጀሚሩ። ፋና ላምሮት ምስ ሓደሽቲ ተወዳደርቲ ብቐጥታ ፈነወ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ኣብ ክልተ ጉጅለ ዝተደበ 12 ተወዳደርቲ ዝሓዘ ኢዩ። እቲ ን9 ሰሙናት ዝፀንሕ ዓስራይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቦሪስ ጆንሰን ሓዊሱ ካልኦት 10 ላዕለዎት ሰብ መዚ እንግሊዝ ናብ ሃገራ ንከይኣትዉ ሩሲያ ኣጊዳ Desta Apr 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦሪስ ጆንሰን ሓዊሱ ካልኦት 10 ላዕለዎት ሰብ መዚ እንግሊዝ ናብ ሃገራ ንከይኣትዉ ሩሲያ ኣጊዳ። ሩሲያ ኣብ ልዐሊ ዩክሬን ትወስዶ ዘላ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ብዝምልከት እንግሊዝ ዝወሰደቶ “ቅዋም ፅልኣት” ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ሓዊሱ ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሪታት ንሰላምናን ሓድነትናት” ብዝብል መሪሕ ቃል ዘተ ተኻይዱ Desta Apr 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሪታት ንሰላምናን ሓድነትናት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘተ ተኻይዱ። ብትካል ግብረ ሰናይ ዓለም ኣቢሉ ዝተኻየደ እቲ ዘተ ቀንዲ ትኹረቱ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሪታት ንሰላም ብዘለዎም ረብሓ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ መፍረዪ ሚሳኤል ዩክሬን ከምዘዕነወት ኣፍሊጣ Desta Apr 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ከባቢ ኪየቭ ዝርከብ መፍረዪ ሚሳኤል ዩክሬን ከምዘዕነወት ኣፍሊጣ። እቲ ዕንወት ዝተፈፀመ ዩክሬን መርከብ ኣፅዋር ሩሲያ “ብሚሳኤል ወቒዐ ኣጥሒለዮ” ምባላ ስዒቡ ከመዝኾነ ተገሊፁ። ሩሲያ ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ተወሳኺ መጥቃዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ኤጀንሲ ደምቢ ክዳን ሰብ ሞያ ቁፅፅር ትራፊክ ዕላዊ ገይሩ Desta Apr 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲሰ ኣበባ ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ ምንቅስቓስ ትራፊክ እታ ከተማ ሰላማዊን ተቐባልነት ዘለዎን ንምግባር ባዓል ሞያታት ቁፅፅር ትራፊክ ዝኽደንዎ ክዳን ደምቢ ዕላዊ ገይሩ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ክበበው ሚደቅሳ፤…
ቢዝነስ ባንኪ ኣዋሽ ኣብ ኢትዮጵያ ዝበለፀ ባንኪ ተባሂሉ ተሓሪዩ Desta Apr 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግሎባል ፋይናንስ ንመበል 29 ግዘ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ 2021 ዓመታዊ ብብርኪ ዓለምን በቢሃገሩን ውፅኢት ብሉፃት ባንክታት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ካብ ኣፍሪካ ደቡብ ኣፍሪካዊ “ስታንዳርድ ባንኪ” ቀዳማይ ዝበለፀ ባንኪ ተባሂሉ ክስየም እንከሎ፥…