ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝተሳተፋሉ ወታሃደራዊ ፎረም ልውውጥ ሓበሬታ ኣብ ኣዲሰ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸውዓተ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪካ ዝተሳተፋሉ ፎረም ወታሃደራዊ ልውውጥ ሓበሬታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ፎረም ኣብቲ ዞባ ዘሎ ሰላምን ምርግጋዕን ከምኡ እውን ፀገማት ፀጥታ ብምልላይ ልውውጥ ሓበሬታን ልምድን ዕላማ ዝገበረ እዩ ተባሂሉ።…