Fana: At a Speed of Life!

ቦርድ መረፃ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት ብምድሃብ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት ብምድሃብ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ይዝቲ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ህንፀት መድብለ ፓርቲ፣ መረፃን መረጻ ተንከፍ ጉዳያትን፣ ሕገ-መንግስታዊ ጉዳያት፣ ህንፀት ትካላት ዴሞክራሲ፣ ልዕልነት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ 6ይ ሓበራዊ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ንምስታፍ ኣብ ቤልጂም ብራስለስ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ 6ይ ሓበራዊ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ንምስታፍ ናብ ቤልጂም ብራስለስ ይርከቡ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ብራስለስ እንትበፅሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዓለም ለኸ ኮሚሽነር ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዓለም ለኸ ኮሚሽነር ሕብረት ኣውሮፓ ዩታ ኧርፒላይነን ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ኮሚሽነር ዩታ ኧርፒላይነን ብምርኻብ ኢትዮጵያ ናብ ምዕባለ ንእትገብሮ…

ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ዝነበረ 2 ሺሕን 500 ጠያይቲ ጠበንጃ ክላሽንኮቭ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዙሉልታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብኤፍ ኤስ ኣር ናይ ፅዕነት መኪና ተፃዒኑ ክኣቱ ዝነበረ 2 ሺሕን 500 ጠያይቲ ጠበንጃ ክላሽንኮቭ ኣብትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ጉለሌ ኣይተ ጌታሁን፥ ኣብ እዋን ፍተሸ…

ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብታ ዘለዋ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብታ ብምትሕብባር ኣብቲ ዞባ ዘሎ ፀገም ሰላምን ፀፅታን  ብምፍታሕ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባራ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዋና ዳይሬክተር ጉዳያት ኢጋድን ጎረባብቲ ሃገራትን ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውል ገሊፆም። ምስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ቻርልስ ሚሼል ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ካብ ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ኣቐዲመ ምስ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ 6ይ ሓበራዊ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ንምስታፍ ኣብ ቤልጂም ብራስለስ ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ 6ይ ሓበራዊ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ንምስታፍ ናብ ቤልጂም ብራስለስ ተረኺቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብቲ ጉባኤ ካብ ዝገብሩዎ ተሳትፎ ተሳትፎ ብተወሳኺ ምስ መራሕቲ…

ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብን ቱርኪን ኣብ 13 ዘፈራት ኢኮኖሚ ንምትሕብባር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብን ቱርኪን ኣብ 13 ዘፈራት ኢኮኖሚ ንምስራሕ ከምዝተስማዕማዓ ኣፍሊጠን። ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረጅብ ጣይብ ኤርዶሃን ድሕሪ 10 ዓመታት ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ኣብ ኣቡዳቢ ልኡል ወራሲ ዓራት…

ንሓደ ሰሙን ፍሪያቱ ኣቋሪፁ ዝፀንሐ ፋብሪካ ሽኮር ፊንጫ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ፀገም ኣቕርቦት ነዳዲ ንሓደ ሰሙን ፍሪያቱ ኣቋሪፁ ዝፀንሐ ፋብሪካ ሽኮር ፊንጫ ስራሕ ከምዝጀመረ ኮርፖሬሽን ሽኮር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ዓመት 2 ነጥቢ 7 ሚሊየን ኩንታል ሽኮርን 20 ሚሊየን ሊትሮ ኢታኖልን ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ እቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀረብ ነዳዲ ኣድሂቡ ኣብ ዝተሰናደአ ሰነድ ልዝብ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀረብ ነዳዲ ኣድሂቡ ኣብ ዘሰናደኦ ሰነድ ምስ መዳርግቲ ልዝብ ይገበር ኣሎ። እቲ ዘተ ምስ ዕድጊት ነዳዲ ተተሓሒዙ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብዚ ሰሙን ንዝተፈጠረ ፀገም መፍትሒ ኣንፈት ንምንባርን ኣብ ቀፃሊ…