ኣብ ክልል ጋምቤላ ብሓገዝ ሕብረት ኣውሮፓ ዝተርግበር መርሃ ግብሪ መመሓየሺ ጥዕና ኣዴታትን ህፃናትን ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ብሓገዝ ገንዘብ ሕብረት ኣውሮፓ ዝተርግበር መርሃ ግብሪ መመሓየሺ ጥዕና ኣዴታትን ህፃናትን ተጀሚሩ።
እቲ ፕሮጀክት፥ “ንማዕርነት ስርዓተ ፆታ ቆራፅነት ማሕበራዊ ጥዕና” ብዝብል መርሃ ግብሪ ኣብቲ ክልል ኣብ ዝርከባ ኣርባዕተ ረዳታት…