ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ኣውሮፓን ኣብ “ማዕቐፍ ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ-ኣውሮፓ” ክዝቲ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ኣውሮፓን ኣብ “ማዕቐፍ ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ-ኣውሮፓ” ከምኡ እውን ኣብ ኣፍሪካን ካልኦት ዓለም ለኸ ዛዕባታትን ከምዝዝቲ ተገሊፁ።
ሕብረት ኣውሮፕ ነቲ ጉባኤ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብቲ ጉባኤ ሕብረታት…