Fana: At a Speed of Life!

ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ዝኸውን 20 ሚለየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ዝኸውን 20 ሚለየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ እርስቱ ይርዳው ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣረኪቦምዎም።…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብኲናት ዝዓነዉ ትካላት ልምዓት መሊስካ ንምህናፅ ዝግበር ፃዕሪ ንምሕጋዝ ድልውቲ ኢየ – ስዊድን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድን ኣብ ክልል ኣምሓራ ብኲናት ዝዓነዉ ትካላት ልምዓት መሊስካ ንምህናፅ ዝግበር ፃዕሪ ንምሕጋዝ ድልውቲ ከምዝኾት ገሊፃ። ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃሰን ሄንሪክ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ምፅራይ ዋንጫ ዓለም ዘርኣዮ ብቕዓት ኣብ ዋንጫ ኣፍሪካ ክደግም ኣይከኣለን-ኤሳያስ ጅራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት 7፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ምፅራይ ዋንጫ ዓለም ዘርኣዮ ብቕዓት ኣብ ዋንጫ ኣፍሪካ ክደግም ኣይከኣለን ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኤሳያስ ጅራ ተዛሪቦም። ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተን ሓጋዚኦምን ኣብ ካሜሮን…

ብሓበራዊ ቅልፅም ንኢትዮጵያና ሓምለዋይነት ምኽዳን ክቕፅል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓበራዊ ቅልፅም ንኢትዮጵያና ሓምለዋይነት ምኽዳን ክቕፅል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዊ መልእኽቲ፥ ሓደ ዕላማ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ምሽርሻር ሓመድ ብምቕናስ…

ኣብ ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ዝተመሓላለፈ ውሳነ ሓሳብ ኤች ኣር 6600 ወገናውነት ዝተረኣየሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ዝተመሓላለፈ ውሳነ ሓሳብ ኤች ኣር 6600 ትኽክል ዘይኮነን ወገናውነት ዝተረኣየሉ ከምዝኾነ ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኢትዮጵያውያ ኣሜሪካውያን ገሊፁ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ…

ኣብ ክልል ሶማሌ ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋር ዘላቒ ኳዕቲ ጉድጓ ማይ ምስቲ ክልል ብምውዳብ ክስራሕ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋር ዘላቒ ኳዕቲ ጉድጓ ማይ ምስቲ ክልል ብምውዳብ ከምዝስራሕ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ ኣብ ክልል ሶማሌ ብምኽንያት ዘጋጠመ…

ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይቨር ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ልዕሊ 96 ሚኢታዊ በፂሑ – ዶክተር ሹመቴ ግዛዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይቨር ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ልዕሊ 96 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዶክተር ሹመቴ ግዛዉ ገሊፆም። ኣብ ፌስቡክ ገፅ ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ምስ ኣድሚናትን ኤዲተራትን እቲ ገፅ ዝተተሓሓዘ…

ኤክስፖ ገልፍ ምግቢ ኢትዮጵያ ፍርያታት ወፃኢኣ ንኽተፋልጥ ዕድል ፈጢሩ ኢዩ

ኣዲስ አበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኤክስፖ ምግቢ ገልፍ ዱባይ ምስታፋ ናብ ወፃኢ ትልእኾም ፍርያታት ንኽተፋልጥ ዕድል ከምዝፈጠረ ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲ ኣይተ ዳንጌ ቦሩ ገሊፆም። ኣብ ወርልድ ትሬድ ሴንተር ዱባይ ኣብ ዝተኻየደ ኦክስፖ ምግቢ ገልፍ፥ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ምስ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ኣቦታት ሃይማኖትን ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ምስ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ኣቦታት ሃይማኖትን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ተዛቲዩ። ኣብቲ ዘተ እቲ ጉባኤ ኣብ ኳታር ዶሃ ኣብ ዝቕፀል እዋን ቤት ፅሕፈት ብዛዕባ ዝኸፍትሉ ኩነታት…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንባዕሉ ንዓለም ለኸ ውድድር ከዳሉ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሓዱሽ ህንፃ መሪቖም ከፊቶም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት፣ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ባንኪ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣባላት ዳይሬክተራት ቦርድ፣ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ…