ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሓዱሽ ህንፃ ዋና ቤት ዕዮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሓዱሽ ህንፃ ዋና ቤት ዕዮ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣባላት ቦርድ ዳይሬክተራት እቲ ባንኪ፣ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ባንኪ፣ ሰራሕተኛታት፣…
ስፓርት ኣብ ምድላው መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት ን27 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ፍሬው ሃይለገብርኤል ኣብ ምድላው መፃረዪ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት ን27 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ብኣሰናዳእነት ኮስታሪካ ኣብ ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ዓለም 2022 ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊት ጋንታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር እናብፀሖ ዝርከብ መጥቃዕቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ነበርቲ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ዞባ ክልበቲ ረሱ እናብፀሖ ዝርከብ መጥቃዕቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ነበርቲ ገሊፆም። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ከባቢ ክልበቲ ብዘብፀሖ ወራርን መጥቃዕቲን ነበርቲ ወረዳ ኣብዓላ፣ ኮናባ፣ እሪፕቲ፣ መጋሌን በራህሌን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሰራዊት ምክልኻል ኣባላት እዚ ደቡብ ምሽላም መርሃ ግብሪ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2022 0 አዲስ አበባ፣ የካቲት 6፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ደቡብ ዝላዓለ ኣፈፃፅማ ንዘመዝገቡን ፃንሒት እዋኖም ንዝዛዘሙን ኣባላት ሰራዊት መርሃ ግብሪ ዕቤት ማዓርግን ሽልማት ማዳልያን ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣዉሃህባ ማዓርግ፥ ኣብ ስራዊት ምክልኻል ሓለፊ ብሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጁባ ዝርከብ 15 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ ከ32 ሺሕ ዶላር ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2022 0 አዲስ አበባ፣ የካቲት 6፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጁባ ዝርከብ 15 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ብጅግንነት እናተቓለሰ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል 32 ሽሕን 410 ዶላር ድጋፍ ገይሩ፡፡ ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝተገበረ ርክክብ ድጋፍ ኣብ ደቡብ ሱዳን በዓል ሙሉእ ስልጣን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ሬዲዮ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2022 0 አዲስ አበባ፣ የካቲት 6፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል፥ ሬዲዮ ኢትዮጵያ ሬድዮ ምስ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር እናኽበሩዎ ይርከቡ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ መሓመድ እድሪስ፥ ራዲዮ ሕብረተሰብ ብምንቃሕን ሓበሬታ ተበፃሒ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሓድሽ ህንፃ ዋና ቤትዕዮ ሎሚ ከመርቕ እዩ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓድሽ ህንፃ ዋና ቤትዕዮ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ እዩ። እቲ ሓድሽ ህንፃ ዋና ቤትዕዮ እቲ ባንኪ ልዕሊ መሬት 209 ነጥቢ 15 ሜትሮ ብራኸ ዘለዎ እንትኸውን፥ ብዓል 53 ደብሪ እዩ። ኣብ ውሽጡ ድማ ናይ ቢሮ ኣገልግሎት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Mekoya Hailemariam Feb 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት 5፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ምህዳር ከባቢ መሰረት ዝገበሩ ዓይነታት ዘራእቲ ብስፍሓትን ፅርየትን ንክፈሪዩ ምኽኣል ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ፣ ካብ ወፃኢ ዓዲ ንዝኣቱ ፍሪያት ንምትካእን እቶት ንምድንፋዕን ወሳኒ ግደ ኣለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽን ኣመራርሓን ንካልኣይ ዙር ምዕዋት ወፍሪ ክታበት ኮቪድ 19 ኣድላዪ ምትሕብባር ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ Mekoya Hailemariam Feb 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽን በቢበርኩ ዘለዉ ኣመራርሓን ካብ 7 ለካቲት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንዝካየድ ንካልኣይ ዙር ምዕዋት ወፍሪ ክታበት ኮቪድ 19 ኣድላዪ ምትሕብባር ንክገብሩ ሚኒስቴር ጥዕና ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሓጋዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Mekoya Hailemariam Feb 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገርን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ብሓባር ብምዃን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ወተሃደራዊ ኣታሼታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘድሃበ መብርሂ ሂቦም። ዳይሬክተር ጄነራል ጉዳያት ጎረባብቲ ሃገራትን ኢጋድን…