Fana: At a Speed of Life!

ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ተሽከርካሪት ተፃዒኑ እናተጓዘ ዝነበረ ልዕሊ 9 ሺሕ ጥይት ከምዝሓዘ ፖሊስ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ተሽከርካሪት ተፃዒኑ እናተጓዘ ዝነበረ ልዕሊ 9 ሺሕ ጥይት ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምስ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ብዝገበሩዎ ክትትል ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ…

ኣብ ክልል ሶማሌ ክልል ዝኸፍአ ደርቂ ንዝጋጠመን 15 ወረዳታት ልዕሊ 255 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ይግበር ኣሎ

ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ክልል ዝኸፍአ ደርቂ ንዝጋጠመን 15 ወረዳታት ልዕሊ 255 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ይግበር ከምዘሎ ቢሮ ልምዓት ገንዘብን ኢኮኖሚን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ደፍ ን62 ሺሕን 336 መራሕቲ ተረባሕቲ ዝገብር ከምዝኾነን ካብ ፕሮግራም ምግቢ…

ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልል ከተማ ኣሶሳ ዘህንፆ ሓዳሪ ቤት ትምህርቲ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልል ወረዳ ኣሶሳ ቀበሌ ባሮ ዘህንፆ ሓዳሪ ቤት ትምህርቲ ኣጀሚሩ። ርእሰ ምመርሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰንን እምነ…

ዩኒሴፍ ኣብ ዋግ ኽምራ ብኲናት ንዝተጎድኡ ወገናትን ትካላትን 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒሴፍ ኣብ ዞባ ብሄረሰብ ዋግ ኽምራ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ወረራ ንዝተጎድኡ ወገናትን ትካላትን 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ናውቲ ኣበርኪቱ። ብምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተር ኣይተ ስዩም…

ንፈጠራ ዕድል ስራሕ ትኹረት ምሃብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ልምዓት ሃፍቲ ሰብ፣ ምውፋር ስራሕን ቴክኖሎጂን ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ንፈጠራ ዕድል ስራሕ ትኹረት ገይሩ ክሰርሕ ከምዝግባእ ኣገንዚቡ። ኣካቢ እቶ ቀዋሚ ኮሚቴ ዶክተር ነገሪ ሌንጮ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ…

ቀዋሚ ሲኖዶስ ምስ ምምሕድር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዕለተ ሰሉስ ክዛተ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት 4፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ምስ ምምሕድር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ንምዝታይ ተተሒዙ ዝነበረ ቆፀራ በዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ንዕለተ ሰሉስ ከምዝተቐየረ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ዘተ ሎሚ መዓልቲ…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ከተማ ኣሶሳ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣይ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ኣቲዮም። ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ህዳሰ ኣሶሳ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰንን ሓዊሱ ካልኦት…

ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኤርትራ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽተ ሃገራት ዝተሳተፋሉ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኤርትራ ከተማ ምፅዕ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ተኻይዱ። ኣብቲ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን፥ ካብ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያ፣ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳንን ታንዛኒያን ዝተወከሉ ኣትሌታት ተሳተፍቲ…

ክልላት ኦሮሚያን ጋምቤላን ኣብ ልምዓትን ሰላምን ንመስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስመምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርኣሰነ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስታት ኦሮሚያን ጋምቤላን ኣብ ዝቕፅሊ ሓሙሽተ ዓማውቲ ኣብ ምዕሳል ልምዓትን ሰላምን ብሓር ንመስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስመምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ርእሰ…

ኤች ኣር 6600 ብዝብል ንኢትዮጵያ ዝምልከት ዝተዳለወ ረቂቕ ሕጊ ከይፀድቕ ንምግባር ምንቅስቓስ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ብዝምልከት ብኣባላት ኮንግረስ ፓርቲ ዴሞክራትና ሪፐብሊካንን ዝተዳለወ ረቂቕ ሕጊ ከይፀድቕ ንምግባር ምንቅስቓስ ከምዝጀመረ ቤት ምኽሪ ዕቤት ኢትዮ ኣሜሪካውያን ኣፍሊጡ። ብኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ቶም ማሊኖውስኪ (ኒው ጀርሲ)፣ ያንግ ኪም…