ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኹ ፍርያታት ልዕሊ 104 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረሒቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኹ ፍርያታት ልዕሊ 104 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ማርኬቲንግን ኮሙዩኒኬሽንን እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ሄኖክ ኣስራት…