ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 167 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 167 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 60 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 769 ደቂ ተብዕትዮን 338…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 76 ንፁሃን ዜጋታት ብዘስካሕኽሕ ኩነታት ህይወቶም ንኽጠፍእ ዝገበሩ ተኸሰስቲ ክሳብ ዕድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽቕፅዑ ተወሲኑዎም Gebremariam Weldegerima May 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ወረዳታት ማንዱራ፣ ዳንጉርን ፓዊ 76 ንፁሃን ዜጋታት ብዘስካሕኽሕ ኩነታት ህይወቶም ንኽጠፍእ ዝገበሩ ተኸሰስቲ ከከም ተሳትፎ ገበኖም ክሳብ ዕድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽቕፅዑ ተወሲኑዎም። እቶም ተኸሰስቲ…
ስፓርት ን28 ተፃወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima May 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ሃገራውያን ማላዊን ግብፂን ንትገብሮ ፀወታ ን28 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ። ብኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ትምራሕ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ 25ን 29 ጉንበት ምስ ሃገራውያን ጋንታታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ብ10 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ዝተሃነፁ 2 ሺሕ 700 መንበሪ ኣባይቲ ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima May 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ብ10 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ዝተሃነፁ ንሰራሕተኛታት ዘተኣናግዱ 2 ሺሕ 700 መንበሪ ኣባይቲ ተመሪቖም። ኣብ ውሽጢ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ኣፍረይቲ ኩባኒያታት፥ ሺንትስ ዝተብሃለ ኩባኒያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘላቒ ድንጋገ ውሕስና ሓለዋ ሃፍቲ እንስሳት ኣፍሪካ ንኽፀድቕ ንዘበርከተቶ ግደ ኣፍልጦ ተዋሂቡዋ Gebremariam Weldegerima May 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ እዋን 5ይ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኢትዮጵያ ዘላቒ ድንጋገ ውሕስና ሓለዋ ሃፍቲ እንስሳት ኣፍሪካ ንኽፀድቕ ንዘበርከተቶ ግደ ኣፍልጦ ተዋሂቡዋ። ኣብ ከባቢያዊ ጉባኤ ውሕመ ሃፍቲ እንስሳት ንምሕላውን ብዘላቕነት ንምጥቃምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ፍትሒ እናሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ምምሕያሻት እቲ ዓውዲ ኣመልኪቶም ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ እናሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ምምሕያሻት እቲ ዓውዲ ኣመልኪቶም ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ለውጢ ስዒቡ ብዝተገበረ ምምሕያሽ ሕጊን ናፅነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚረሬታት ዓረብ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን Gebremariam Weldegerima May 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚረሬታት ዓረብ ሼኽ ኻሊፋ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ኣብ ኤምባሲ ሕቡራት ኢሚሬታ ዓረብ ተረኺበን ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት እቲ ኤምባሲ ኣብ ዘሰናደኦ መዝገብ መግለፂ…
ቢዝነስ ኢትዮ ቴሌኮም ማእኸል ሓበሬታ ሞጁላር ብሓባር ንምጥቃም ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኣርባዕተ ትካላት ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima May 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ማእኸል ሓበሬታ ሞጁላር ብሓባር ንምጥቃም ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ዝተፈላለዩ ኣርባዕተ ትካላት ፋይናንስ ተፈራሪሙ። እቲ ትካል እቲ ስምምዕነት ተፈራሪሙ ዘሎ ምስ ባንኪታት ዘመን፣ ዘምዘምን ሂጅራን ከምኡ እውን ምስ ትካላት ፋይናንስ ሬስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ሊያ ታደሰ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ምስ ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima May 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ሓዳሽ ምስ ዝተሸማ ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኢትዮጵያ ክላውዴ ጂቢዳር ተዛቲየን። ዘተአን ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያ ጎንፂን ድርቂን ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታ ዝግበሩ ሰብ ኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ ምስ ኣካቢ ቦርድ ቤት ምኽሪ ንግዲ ፌዴሬሽን ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ ምስ ኣካቢ ቦርድ ቤት ምኽሪ ንግዲ ፌዴሬሽን ስዑድ ዓረብ ኣጅላን ኣብዱልኣዚዝ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ምስፍሕፋሕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ኢኮኖሚያዊ ምንቅስቓስ…