ኢትዮጵያን ጃፓንን ምሕዝነተን ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምስግጋር ኣድላዪ ፃዕሪ ንምግባር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ወይዘሮ ሰመረታ ሰዋሰው ምስ ኤምባሲ ጃፓንን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ጃፓንን ኣብ ፖሊሲ ኢኮኖሚ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ።
እተን ሚኒስትር ኣብ መኽፈቲ መደረአን ክሳብ ሕዚ ንዝተገበረ ሓገዝ ምስጋና ዘቕረባ እንትኾና፥ ኣብቲ…