ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋዕን ንምንጋስ ብዝተሰርሐ ስራሕ ምምሕያሽ ከምዝተርኣየ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋዕን ንምንጋስ ብዝተሰርሐ ስራሕ ምምሕያሽ ከምዝተርኣየ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ።
ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ኣብ ዝተኻየደ ዘተ ፀፅታን ሰላምን ክልላት ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣብቲ ዓውዲ…