ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝግበር ልዝብ ዝምረሐሉ መምርሒ ብምድሃብ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ፡፡ እቲ ናይ ዘተ ሰነድ መምርሒ፥ ዘተ ፓርቲታት ፖለቲካ ሕድሕዶም ዝገብሩዎ ዘተ ብኸመይ ምክያድ ከምዘለዎ ዝውስን ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ብሓደ ኮይኖም ዝጀመርዎ ዲፕሎማሲያዊ ቃልሲ ከጠናኽርዎ ይግባእ – ሴናተር ኣሜሪካ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣሜሪካውያን ምስ ኣባል እቲ ቤት ምኽሪ (ስናተር) ግዝኣት ናቫዳ ካትሪን ማሳቶን ኣባል ቤት ምኽሪ ኮሎራዶ ጀይሰን ክሮውንን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘትዮም። ሴናተር ካትሪን ማሳቶ ኣብ ዘተኦም÷ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብትኹረት…
ቢዝነስ ኣፈፃፅማ ንግዲ ወፃኢ ዘፈር ሕርሻ 109 ሚኢታዊ ትልሚ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ካብ ዘፈር ንግዲ ወፃኢ ሕርሻ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። እዚ ኣፈፃፅማ ድማ ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 109 ሚኢታዊ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ምስ ኣፈፃፅማ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ…
ስፓርት ሃገራዊ ጋንታታት ሴኔጋልን ሞሮኮን ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ውድድር ርብዒ ፍፃመ ተፀምቢረን Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ጋንታታት ሴኔጋልን ሞሮኮን ኣብ ካሜሮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ርብዒ ፍፃመ ሓሊፈን። ትማሊ ምሸት ሰዓት ሓደ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ንኬፕ ቬርዴ 2 ን 0 ብምስዓር ናብ ውድድር ርብዒ ፍፃመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልላት ሶማሌን ሮሚያን ዘጋጠመ ድርቂ ንምክልኻል ዝተዋደደ ፃዕሪ የድሊ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ሶማሌን ሮሚያን ዘጋጠመ ድርቂ ዝኸፍአ ጉድኣት እንተየብፀሐ ንምክልኻል ዝተዋደደ ፃዕሪ ከምዘድሊ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 42 ቢሊየን ብር ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዘፈር ኢንቨስትመንት ከምዝተዋፈሩ ክልል ኣምሓራ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 42 ቢሊየን ብር ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዘፈር ኢንቨስትመንት ከምዝተዋፈሩ ቢሮ ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን እቲ ክልል ገሊፁ። እቲ ቢሮ ናይ 6 ወርሒ ኣፈፃፅምኡ ኣብ ከተማ ደሴ ዝገምገመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት መስመራት መተሓላለፊ ሰብኣዊ ሓገዝ ዓውደ ውግእ ብምግባር ህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ከይረክብ ይገብር ኣሎ – ትዴፓ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት መስመራት መተሓላለፊ ሰብኣዊ ሓገዝ ዓውደ ውግእ ብምግባር ህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ከይረክብ እናገበረ ከምዝርከብ ውድብ ዴሞክራሲ ትግራይ (ትዴፓ) ገሊፁ። ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ ሕዚ እዋን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብቓላት ክግለፅ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ልዕሊ 325 ሺሕ ተምሃሮ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ወፃእ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ልዕሊ 325 ሺሕ ተምሃሮ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ወፃእ ከምዝኾኑ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክልል ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ፥ ኣብ ክልል ኦሮሚያ 163 ኣቢያተ ትምህርቲ ብዕጡቓት ሸኔ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒሴፍ ፅሬት ትምህርቲ ኣብ ምምሕያሽ ሓገዝ ብዛዕባ ዝግበረሎም ኩነታት ብምትኳር ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ) ኣብ ኢትዮጵያ ዩኒሴፍ ፅሬት ትምህርቲ ኣብ ምምሕያሽን ተተሓሓዝቲ ተግባራት እቲ ዓውዲን ንምሕጋዝ ምስ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ልዝብ ተኻይዱ። ብወገን ሚኒስቴር ትምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ወርልድ ቪዥንን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካን ተዋዲዶም ብ309 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ዝትግበር ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ወርልድ ቪዥንን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካን ብምውዳድ ኣብ ውሽጢ 5 ዓመት ዝትግበር ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ብ309 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ዝትግበር ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ብዝተፈላለዩ…