ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ወርልድ ቪዥንን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካን ተዋዲዶም ብ309 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ዝትግበር ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ወርልድ ቪዥንን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካን ብምውዳድ ኣብ ውሽጢ 5 ዓመት ዝትግበር ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ ፕሮጀክት ብ309 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ዝትግበር ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ብዝተፈላለዩ…