ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኦፌኮ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Mar 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፌደራሊስት ኮንግረንስ ኦሮሞ (ኦፌኮ) መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ነክልተ መዓልታት ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ መድረኽ ካብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ኦሮሞ ዝተውፃእፅኡ ኣባላትን ሓለፍቲ እቲ ፓርቲ ይሳተፉ ኣለዉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ንኢትዮጵያ እትገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ Desta Mar 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ ጎንፂ ደው ንምባል ምውሳኑ ንኢዶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋና ዳይሬክተር መምርሒ ጉዳያት ኣፍሪካ ው ፔንግ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ፀሓፊ ውሕመ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ ጎንፂ ደው ንምባል ምውሳኑ ንኢዶም Desta Mar 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ ጎንፂ ደው ንምባል ምውሳኑ ንኢዶም። ጉተሬዝ ብኣቐባሊ ቃሎም ኣቢሎም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደ ሚሊየን ብር ዝፅጋዕ ዋጋ ዘለዎም ናይ ድሕንነት ካሜራታት ሰሪቖም ዝተብሃሉ ውልቀ ሰባት ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ሚሊየን ብር ዝፅጋዕ ዋጋ ዘለዎም ንኣገልግሎት ድሕንነት ዝግጠሙ ካሜራታት ዝሰረቑ ተጠርጠርቲን እቶም ንብረታት ዝዓደጉ ውልቀሰባትን ኢድ ብኢድ ሒዙ እቶም ንብረታት ከምዘምለሰ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ውሽጢ ኢንዱስትሪ ፓርክ ለሚኩራ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሕብረተሰብ ዝተፈላለዩ ቅሬታታትን ሓበረታታትን ዝቕበለሎም ቁፅሪ ስልኪታት ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሕብረተሰብ ዝተፈላለዩ ቅሬታታት ዝቕበለሎም ቁፅሪ ስልኪታት ዕላዊ ገይሩ። እቲ ምምሕዳር ከተማ ምስ ሕብረተሰብ ዘተታት እናካየደ እንትኸውን፥ ኣብ ዘተኦም ድማ ካብ ሕብረተሰብ ብዙሓት ጠቐምቲ ሓሳባትን እታወታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደሳለኝ ጣሰው ሓላፊ ቢሮ ሳላምን ፀፅታን ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ዘትኡ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ ድማ፡- o ኣይተ ደሳለኝ ጣሰው ሓላፊ ቢሮ ሳላምን ፀፅታን እቲ ክልልን o ዶክተር ኣማረ ብርሃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ካብ ዝቕፅል ሰሉስ ጀሚሮም ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ካብ ዝቕፅል ሰሉስ ጀሚሮም ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር ዴኤታ ብርቱካን አያኖ በሰጡት መግለጫ ፥ በሳዑዲ አረቢያ በአስቸጋሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ዘመሓላለፎ ውሳነ ሰላም ተቐባልነት ዘለዎ ስጉምቲ ከምዝኾነ ዝተፈላለያ ሃገራት ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ሃገራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ብዝብል ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ንኢደን። ኣውስትራሊያ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዝደልዩ ዜጋታት ኣድላዪ ሓገዝ ንምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፃውዒት “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ውሽጢ ሃገር” ዝተፈላለዩ ስራሕቲ የሳለጡ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ውሽጢ ሃገር” ብዝብል መሪሕ መልእኽቲ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ናብ ሃገሮም ንኸኣትዉ ፃውዒት ምግባሩ ስዒቡ ኣብ ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ እናተሳለጡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣካል ቀዳማይ ዙር ጉዕዞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት 18 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ናውቲን ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ክልል ዓፋርን ኣምሓራን 18 ሚሊየን ብር ዝኸውን ሓገዝ ገንዘብን ናውቲን ኣተኣኻኺቡ ኣረኪቡ። እቲ ሓገዝ ምግቢ፣ ናውቲ ቤት ዕዮ፣ ናውቲ ትምህርት፣ ዝተፈላለዩ…