ስፓርት መበል 51 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ Desta Mar 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 51 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ሃዋሳ ይሳለጥ ከምዘሎ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሻምፒዮና ኣትሌላት ክልለላት፣ ምምሕዳራት ከተማ፣ ክለባትን ማእኸላት መሰልጠኒን ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ፥ ካብ 19 ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ሰመራ ንዝተዓቖቡ ዜጋታ ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ሰመራ ንዝተዓቖቡ ዜጋታ ሓገዝ ተገይሩ። ድጋፉን ዓለም አቀፉ ቀይ መስቀል ኮሚቴ ከኢትዮጵያ ቀይ መስቀል ማህበር ጋር በመሆን ለ9 ሺህ ዜጎች ነው ያደረገው እቲ ሓገዝ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ስሩዕ ጉባኤኡ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ መበል 13 ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ከምዝጀመረ ካብ ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ! እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስሜል ኦማር ጌሌ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓሬታ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጌሌ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓሬታ ዑደት ገይሮም። እቶም ፕሬዚዳን ዕላዊ ዑደት ሰራሕ ንምግባር ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ…
ቢዝነስ ቢሮ እቶት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ 39 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ 39 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። 34 ቢሊየን ብር ንምእካብ ተሊሙ እናሰርሐ ዝፀንሐ እቲ ቢሮ፥ 39 ቢሊየን ብር ክእክብ ከምዝኸኣለ ብምሕባር፤ ንእሙናት ከፈልቲ ግብሪ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓወይ ኢስማኤል ኦመር ጌሌ ናብ ካልአይቲ ሃገሮም እንኳዕ ብደሓን መፅኡ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሓወይ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ጅቡቲ ኢስማኤል ኦመር ጌሌ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ መዓልቲታት ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ውፅኢታዊ ዘተ ከምንገብር እምነተይ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኢስማኤል ዑመር ጌሌ ዕላዊ ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ፓርላማ ህጻናት ተመስሪቱ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብሓዱሽ መልክዕ ዝተወደበ ሃገር ለኸ ፓርላማ ህጻናት ተመስሪቱ። እቲ ርላማ ቅድሚ ሕዚ ፖዴል ፓርላማ ህፃናት ተጣይሹ ዝነበረ እንትኸውን፥ ሎሚ መዓልቲ ድማ ጥንኩር ውዳበ ፈጢሩ ብሓዱሽ መልክዑ ተጣይሹ ተባሂሉ፡፡ ኣብ ባይቶ ወከልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምጉታት ህንፀት ፕሮጀክታት ማይ የትርፍ ኢዩ ዝተብሃለሉ ሶፍትዌር ማዕቢሉ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንፀት ፕሮጀክታት ማይ ዝረአ ፀገም ፅፈትን ምጉታትን ንምትራፍ ዘኽእሉ ሶፍትዌራት ምምዕባሉ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ማይን ኢነርጂን ኣምባሳደር ኣስፋው ዲንጋሞ፥ እቶም ሶፍትዌራት ኣብ ህንፀት ፕሮጀክታት ማይ ዝረአ…
ስፓርት ኣትሌት ሙክታር ኢድሪስ ኣብ ስፔን 10 ኪሎ ሜትር ውድድር ጉያ ጎደና ሪከርድ ብምምሕያሽ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሙክታር ኢድሪስ ኣብ ስፔን 10 ኪሎ ሜትር ውድድር ጉያ ጎደና ሪከርድ ብምምሕያሽ ተዓዊቱ። እቲ ኣትሌት 28:34 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢዩ ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ክዕወት ክኢሉ ዘሎ፡፡ ብተመሳሳሊ ዜና ኣብ ቱርኪ ኢስታምቡል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደበና ናይ ምምዕባል ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ብድርቂ ተጎዲኦም ፅነሑ ከባቢታት ቦረናን ኮንሶን ካብ ማእኸላይ ክሳብ ልዑል መጠን ዘለዎ ዝናብ ረኺቦም Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደበና ናይ ምምዕባል ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ስሩዕ ዝናብ ብዘይምርካቦም ብድርቂ ተጎዲኦም ፅነሑ ከባቢታት ቦረናን ኮንሶን ካብ ማእኸላይ ክሳብ ልዑል መጠን ዘለዎ ዝናብ ረኺቦም። ካብ ዝሓለፈ ረቡዕ ጀሚሩ ኣብቶም ከባቢታት ደበና ናይ ምምዕባል ስራሕ…