ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም ብናይ ገዛእርእሶም ፍቓድ ካብ ሓላፍነቶም ለቒቖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም ብናይ ገዛእርእሶም ፍቓድ ካብ ሓላፍነቶም ለቒቖም።
እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም ብናይ ገዛእርእሶም ፍቓድ ካብ ሓላፍነቶም ከመዝለቐቁ ኣፍሊጡ።…