ኮሪደር ንግዲ በርበራ-ኢትዮጵያ ንወፃኢን ኣታዊን ንግዲ ኢትዮጵያ ተወዳዳሪ ኣገልግሎት ኣብ ዝህበሉ ኩነታት ብምድሃብ ልዝብ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሪደር ንግዲ በርበራ-ኢትዮጵያ ንወፃኢን ኣታዊን ንግዲ ኢትዮጵያ ተወዳዳሪ ኣገልግሎት ኣብ ዝህበሉ ኩነታት ብምድሃብ ልዝብ ተኻይዱ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ኣገልግሎት ሎጂስቲክስ ትራንስፖርት ባሕሪን ኢትዮጵያ ኣይተ ሮባ መገርሳ ምስ ጉጅለ ልኡኽ…