ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒሊቨር ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Desta May 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒሊቨር ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። ዩኒሊቨር ኩባንያ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ዓለም ናውቲታት ፅሬትን ምግቢ ተንከፍ ፍሪያታትን ብምፍራይ ዝፍለጥ ኢዩ። ቅድሚ 7 ዓማውቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ገንዘብ መምርሒ ግልፅነትን ተሓታትነትን ፋይናንስ ተግባራዊ ኣብ ልዕሊ ዘይገብሩ ትካላት ስጉምቲ ክወስድ ኢየ ኢሉ Gebremariam Weldegerima May 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ መምርሒ ግልፅነትን ተሓታትነትን ፋይናንስ ተግባራዊ ኣብ ልዕሊ ዘይገብሩ ትካላት ስጉምቲ ከምዝወስድ ኣፍሊጡ። መድረኽ ዘተ ምምሕዳር ፋይናንስ ፌዴራልን ክልላትን ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ፡፡ ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዳይሬክተር ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝፀንሐ ምክእኣልን ምክብባርን ሃይማኖታት ኣጠናኺርካ ምቕፃል ይግባእ-ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ Desta May 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝፀንሐ ምክእኣልን ምክብባርን ሃይማኖታት ኣጠናኺርካ ምቕፃል ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ ገሊፆም። ተቀዳሚ ሙፍቲ ኣጂ ዑመር እድሪስ ከምዝበልዎ፥ ኣብ መንጎ ሰዓብቲ እምነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝተሳተፉ ኣካላት ውዳበ ፀፅታ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ “ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ወፍሪ ህልውናን ዝተኸፈለ መስዋእትነት ንሉኣላዊነትን ሓድነትን ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝተሳተፉ ኣካላት ውዳበ ፀፅታ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ይሳለጥ ኣሎ።…
ስፓርት ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ ኣብ ሊዝበን ኣብ ዝተኻየደ ጒያ ፍርቂ ማራቶን ተዓዊታ Desta May 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ ኣብ ሊዝበን ኣብ ዝተኻየደ ጒያ ፍርቂ ማራቶን ንካልኣይ ግዘ ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት ብ1 ሰዓት 06 ደቒቓን 44 ሴኮንድን ብምዝዛም ቀዳመይቲ ብምዃን ዛዚማቶ። ኣትሌት ጎይተይቶም ገብረስላሴ ድማ 1 ሰዓት 06…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ከባቢ ዶብ ዝቐበሮ ብዙሕ ኣፅዋራት ኲናት ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ Desta May 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ከባቢ ዶብ ዝቐበሮ ብዙሕ ኣፅዋራት ኲናት ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ። ኣብቲ ክልል ዞባ ኣፍዴር ኣብ ዶብ ሶማሊያ ዝተዋፈሩ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌን ኣካላት ሓበሬታን፥ ኣብ ወረዳ ባረይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንወለዶ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምውራስ ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ናይ ባዕሉ ምትሕብባር ንኽገብር ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima May 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነመዝግቦም ዓወታት ብዝፈጥሩልና ወነ ተተባቢዕና ብምስጋር ንወለዶ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምውራስ ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ናይ ባዕሉ ምትሕብባር ንኽገብር ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ማክሮ ኢኮኖሚ ፃውዒት ቀሪቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦታት ሃይማኖት ምስ ነበርቲ ከተማ ጎንደር ይዛተዩ ኣለዉ Desta May 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት ምስ ነበርቲ ከተማ ጎንደር ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ መድረኽ ዘተ ብፀሎት ተጀሚሩ። ላዕለዋይ ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሃን ታጋይ ታደለ ኣብ ዘስምዕዊ መኽፈቲ መደረ፥ ንዘበናት ተኸባቢሮም፣ ተፋቒሮምን ተዛሚዶምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብ6 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ከምዝዓቢ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣመልኪቱ Gebremariam Weldegerima May 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብ6 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ከምዝዓቢ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ ከምዘመላኽት ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ገሊፀን። ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ሓዊሱ ዓለም ለኻዊ ፅዕንቶታትን ናይ ውሽጢ ሃገር ጉዳያትን…
ቢዝነስ 2 ነጥቢ 43 ቢሊየን ዶላር ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ምስሓብ ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣፍሊጡ Desta May 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋረሕ 2 ነጥቢ 43 ቢሊየን ዶላር ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ምስሓብ ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ለሊሴ ነሜ፥ ኣብቶም ኣዋርሕ 3 ነጥቢ 63 ቢሊየን ዶላር ነምስሓት ትልሚ ተታሒዙ ከመዝነበረ…