ቢዝነስ ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንደቡብ ሱዳን ንምቕራብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲማ Desta May 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንደቡብ ሱዳን ንምቕራብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲማ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጅነር ሃብታሙ ኢተፋን ሚኒስትር ማይን ሓፅቢን ደቡብ ሱዳን ፒተር ማርሴሎ ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሞያ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር በክልተ እግሩ ደው ንክብል ብፅሒት ኣንበሳ ተዋፂኦም – ጀነራል ኣበባው ታደሰ Desta May 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር በክልተ እግሩ ደው ንክብል ብፅሒት ኣንበሳ ተዋፂኦም ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀነራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም። ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ብሄራዊ ህብረ ሓድነትን ዝጎልሀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን መኽዘን ነዳዲ ብሓባር ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን Desta May 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን መኽዘን ነዳዲ ብሓባር ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። እቲ ህንፀት ብዳማርጆግ ፓርክ ኢንዱስትሪ ዝካየድ ከምዝኾነ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣፍሊጡ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት እተን ሃገራት ንቐፃሊ ኣብቲ ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ኣይተ ደስታ ሌዳሞን ንመበል 81 በዓል ዓወት መዓልቲ ሓርበኛታት እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta May 5, 2022 0 አዲስ አበባ ፣ ሚያዝያ 27 ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞን ንመበል 81 ዝኽሪ በዓል ዓወት መዓልቲ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ከንቲባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃርበኛታት ከምዘርኣዩና ምሽጥር እቲ ዓወት ጅግንነትን ክም ሃገር ብሓድነት ምስላፍን ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Desta May 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃርበኛታት ከምዘርኣዩና ምሽጥር እቲ ዓወት ጅግንነትን ክም ሃገር ብሓድነት ምስላፍን ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት መበል 81 ዓመት ዝኽሪ ሃርበኛታት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ምድግጋፍን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓርበኝነት ማለት ኣብ ጉዳይ ሃገር ንሓቅን ርትዕን ዝኽፈል መስዋእቲ እዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ Desta May 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓርበኝነት ማለት ኣብ ጉዳይ ሃገር ንሓቅን ርትዕን ዝኽፈል መስዋእቲ እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር መበል 81 ዓመት መዓልቲ ዓወት ሓርበኛታት ኢትዮጵያውያን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…
ቢዝነስ ሚኒስቴር ክእለትን ስራሕን ምስ ሓደ ግልጋሎት መውሃቢ ጣብያ ማእኸል ይዛይ ኣሎ Desta May 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ክእለትን ስራሕን ምስ ሓደ መተሓባበርቲ ግልጋሎት መውሃቢ ጣብያ ብሃገር ደረጃ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ክእለትን ስራሕን ሙፈሪያት ከሚልን ካልኦትን ላዕለዋይ ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 81 በዓል ዝኽሪ ዓወት ሓርበኛታት ሎሚ ተኸቢሩ Desta May 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 81 ዝኽሪ በዓል ዓወት ሓርበኛታት ኣብ ኣራት ኪሎ ዝርከብ ሓወልቲ ንኣቦታትን ኣዴታትን ሓርበኛታት ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኸቢሩ። ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሣህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መበል 81 በዓል ዓወት ሓርበኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 81 መዓልቲ ዝኽሪ ሓርበኛታት እንትነኽብር ፀጋታት እቲ ዓወት ብምጉላህን ንወለዶ ብምምሕልላፍን ክኸውን ኣለዎ -መንግስቲ Desta May 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 81 መዓልቲ ዝኽሪ ሓርበኛታት እንትነኽብር ፀጋታት እቲ ዓወት ብምጉላህን ንወለዶ ብምምሕልላፍን ክኸውን ኣለዎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ መበል 81 መዓልቲ ዝኽሪ በዓል ሓርበኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ኮሚቴ ሓበራዊ ጉዳይ ቴክኒክ ዶብ ኢትዮ – ኬንያ ኣብ ናይሮቢ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ኮሚቴ ሓበራዊ ጉዳይ ቴክኒክ ዶብ ኢትዮ - ኬንያ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ተጀሚሩ። እቲ ጉጅለ ቴክኒክ ኢትዮጵያ ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣማኻሪ ዓለም ለኸ ዶባት ብውሁብ ሙሉነህ ዝተመርሐ እንትኸውን፥ ብወገን ኬንያ ምክትል ዳይሬክተር ዓለም ለኸ…