ርክብ ንግዲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ናብ ዝለዓለ ደረጃ ንምብፃሕ ብትኹረት ከምዝስራሕ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ሓሰን ሙሓሙድ ብኣምባሳደር ሶማሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዱላሂ ኣህመድ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም፡፡
እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ክልቲአን መሓዙት ሃገራት ዘተኣሳስሩወን ብዙሓት ምንቅስቓሳት ንግዲ…