ናብ ቻይና ኣብ ዝለኣኹ ፍርያታት ወፃኢ ተተሓሒዞም ዘጋጥሙ ፀገማት ንምፍታሕ ዘተኮረ ልዝብ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ናብ ቻይና ኣብ ዝለኣኹ ፍርያታት ወፃኢ ተተሓሒዞም ዘጋጥሙ ፀገማት ንምፍታሕ ዘተኮረ መዳርግቲ ኣካላት ብምስታፍ ልዝብ መርበብ ሓበሬታ ተኻይዱ።
ኣብቲ ዘተ ሓደሽቲ ድንጋገታት ሕጊን ኣብ ለኣኽቲ ትካላት እናተፈጠረ ዝርከብ ፅዕንቶ ብስፍሓት ዝተልዓለ…