ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ወንጌላውያን ንዝተመዛበሉ ወገናት ዘተኣኻኸቦ 10 ሚሊየን ብር ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ወንጌላውያን ንዝተመዛበሉ ወገናት ዘተኣኻኸቦ 10 ሚሊየን ብር ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣረኪቡ። እቲ ሕብረት ብምኽንያት ኲናት ንዝተመዛበሉ ወገናት ካብ ኣመንቲ ዝተኣከበ 10 ሚሊየን ብር ኢዩ ሎሚ መዓልቲ ነቲ ምምሕዳር ከተማ ኣረኪቡ ዘሎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ እንግሊዝ ሮያል ሚሊታሪ ኣካዳሚ ናይ ወርቂ ጎራዴ ዝተሸለሙ ም/ሓለቓ ሚኢቲ ለገሰ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ እንግሊዝ ሮያል ሚሊታሪ ኣካዳሚ ናይ ወርቂ ጎራዴ ዝተሸለሙ ም/ሓለቓ ሚኢቲ ለገሰ መብራት ተዛቲዮም። ም/ሓለቓ ሚኢቲ ለገሰ፥ ንሓደ ዓመትን ሸሞንተ ወርሒን ትምህርቶም ብምክትታል ዕዉት ውፅኢት ምምፀኦም ምስ ኢታማዡር ሹም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ድርቂ ኣመልኪቶም ምስ ተወከልቲ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብቲ ክልል ብዘጋጠመ ድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ኣመልኪቶም ምስ ተወከልቲ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ኣብቲ ክልል ዝተፈጠረ ኩነታት ድርቂ ኣመልኪቶም ንተወካሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወደብን ተርሚናልን ኮምቦልቻ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወደብን ተርሚናልን ኮምቦልቻ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል፥ ኣብ ኣገልግሎት ወደብን ተርሚናልን ኮምቦልቻ ካብ ኣገልግሎት ወፃእ ኮይኖም ዝነበሩ መሰረተ ልምዓታትን ማሽነሪታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ክብሪ ምክብባርን ሰላምን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ክብሪ ምክብባርን ሰላምን ንምህናፅ ከምኡ እውን ፅንፈኝነት ንምክልኻል ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት፥ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያን ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኬንያን ኢዮም ፈሪሞምዎ። ኣብቲ ስነስርዓት ፌርማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአዩ ፀገማት ካብ መሰረቶም ንምፍታሕ ምቁራፅ ክሲ እሱራት ኣድሊዩ ኢዩ – መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአዩ ፀገማት ካብ መሰረቶም ንምፍታሕ ምቁራፅ ክሲ እሱራት ኣድላዪ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር እቲ ኣገልግሎት ዶክተር ለገሰ ቱሉ፥ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣመልኪቶም ንመራኸብቲ ሓፋሽ ሳምንታዊ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲያስፖራ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ድልየት ዕዳጋ ዓለም ለኸ ተሓሳቢ ኣብ ዝገበረ ስራሕ ንክዋፈር ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ኣማራፅታት ቢዝነስ ንክዋፈርን ኣብ ውሽጢ ሃገር ምስ ዘለው ሰብ ሞያታት ንክፋለጥ ዝገበር ፎረም መርበብ ሓበሬታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ሑሪያ ዓሊ÷ ማሕበረሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙናት ጥራይ ኣብ ልዕሊ 876 ኣባላት ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወስደ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወፍሪ ህልውና ተግባራዊ ካብ ዝዀነሉ እዋን ጀሚሩ ዝተሰርሐ ስራሕ ዕዉት ውፅኢት ምምዝጋቡ መንግስቲ እቲ ክልል ገሊፁ። ኣብ ክልል ኦሮሚያ ሓላፊ ቢሮ ኮምዩኒኬሽን መንግስቲ ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ፤ ኣብቲ ክልል ኣብ ዘለዉ ዓውድታት ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በቲ ጉጅለ ጥፍኣት ዕንወት ዝበፅሖም ከተማታት ንምጥያሽ ከተማታት ምሕዝነተን ዘርእያሉ መድረኽ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ጥምረት ኣሕዋት ከተማታት ቁርፂ መዓልቲ” ብዝብል መሪሕ ቃል በቲ ጉጅለ ጥፍኣት ዕንወት ዝበፅሖም ከተማታት ንምጥያሽ ከተማታት ምሕዝነተን ዘርእያሉ መድረኽ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣሓት ከተማታት በቲ ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣባላት ሰራዊት ዝተውሃበ ዕቤት መኣርግን ሽልማትን ብደጀንነት ዝተሰለፈ ህዝቢ ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ዝሃበ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጅግንነት ታሪኽ ንዝፈፀሙ ኣባላት ሰራዊት ዝተውሃበ ዕቤት መኣርግን ሽልማትን ብደጀንነት ዝተሰለፈ ህዝቢ ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ዝሃበ ከምዝኾነ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም። ናይ መወዳእታ ድፋዕ…