ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ልዕሊ 20 ሺሕ ተምሃሮ ስምዕታ ምላሽ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ልዕሊ 20 ሺሕ ተምሃሮ ስምዕታ ምላሽ ከምዝተውሃበ ኤጀንሲ ፈተናታት ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ፈተናታት ኣይተ ተፈራ ፈይሳ፥ ምስ እርማት ፈተናን ቅርታን ተተሓሒዡ መግለፂ ሂቦም፡፡ እቶም ምክልት ዋና ዳይሬክተር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፈታትሓ ጎንፂ፣ መንነትን ምሕደራ ወሰንን ስምዕታ ምቕባል፣ ኣተሓሕዛን ምላሽ ኣወሃህባን ረቂቕ መምርሒ ዝምልከት ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ኮሚቴ መተሓባበሪን ማኔጅመንትን ኣብ ረቂቕ መምርሒ ኣፈታትሓ ጎንፂ፣ መንነትን ምሕደራ ወሰንን ስምዕታ ምቕባል፣ ኣተሓሕዛን ምላሽ ኣወሃህባን ተዛቲዮም። ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ተተካእቲ ኣመራርሓታት ናብ ሓላፍነት ብምምፃእ ሰጓይ ምዃኑ ብተግባር ኣርኢዩ ኢዩ – ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና በዴሞክራሲያዊን ናፃ መረፃን ተተካእቲ ኣመራርሓታት ናብ ሓላፍነት ብምምፃእ ሰጓይ ምዃኑ ብተግባር ከምዘርአየ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ ገሊፆም። ፓርቲ ብልፅግና ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየዶ ቀዳማይ ጉባኤኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ዝበለፀ ንምስሓብ ፍሉይ ትኹረት ሂቡ እናሰርሐ ይርከብ – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ዝበለፀ ንምስሓብ ፍሉይ ትኹረት ሂቡ እናሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም። ኣባሳደር ሬድዋን ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት እናተሳተፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንንን ተሰናባቲ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያን ብዛዕባ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ኣድሂቦም ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንንን ተሰናባቲ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሳሚ ጃሚል ኣብዱላህን ብዛዕባ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ኣድሂቦም ዘቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮንግረስ ኣሜሪካ ንረቂቕ ሕጊ ኤች ኣር 6600 ክድግፍ የብሉን ክብል ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣሜሪካውያን ቅሬትኡ ኣስሚዑ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኮንግረስ ኣሜሪካ ንረቂቕ ሕጊ ኤች ኣር 6600 ብዝኾነ ይኹን መልክዑ ክድግፍ የብሉን” ክብል ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣሜሪካውያን ቅሬትኡ ኣስሚዑ። ምስ ኮንግረስ ማን ጆሴፍ ሞራለ ኣብ ኣፕ ስቴት ኒውዮርክ ኣብ ዝተገበረ ህፁፅ ኣኼባ ኢዩ ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዙሓት መናእሰይ ትግራይ ግፍዒ ህወሓት ብምህዳም ናብ ክልል ኣምሓራ እናኣተዉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም መናእሰይ ትግራይ ግፍዒ ህወሓት ብምህዳም ናብ ክልል ኣምሓራ እናኣተዉ ከምዝኾኑ መምርሒ ሰላምን ፀፅታን ዞባ ብሄረሰብ ዋግህምራ ገሊፁ። ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም ንባዕሉ ‘ናይ ኣገው ሸንጎ’ ኢሉ ዝፅዕ ጉጅለ ዕጡቓት ኢዶም ንመንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት ስራሕ ዘበን 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ 6 ኣዋርሕ መንግስቲ እቲ ክልል ቀሪቡ ዘተ ክግበረሉ ኢዩ። ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ተዛቲኻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ንህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽበፅሕ እናገበረ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ንህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽበፅሕ ኣድላዪ ሃናፂን ግደ እናተፃወተን ሓገዝ ንኽለኣኽ እናገበረን ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ትማሊ ምሸት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ መንግስቲ ንህዝቢ ትግራይ ኣድለይቲ ዝኾ ሓገዛት ምግቢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር መንግስቲ ኣምሓራ ህፁፅ ኣኼባ ምክያድ ጀሚሩ Desta Mar 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር መንግስቲ ኣምሓራ መበል ዓስራይ ህፁፅ ኣኼብኡ የካየድ ኣሎ። እቲ ኣኼባ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ዝመርሕዎ እንትኸውን፥ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ኢዩ ኣኼብኡ ጀሚሩ። 19 ለካቲት 2014 ዓ.ም ዝተሳለጠ ቃለ…