ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈፃሚ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ልዝብ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈፃሚ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ልዝብ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ እዋናዊን ስሩዕን ናይ 6 ወርሒ ተግባራት ኣፈፃፅማ፣ ተመዛበልቲ መሊስካ ምጥያሽን ተሳትፎን ተረባሕነትን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝምልከት ምይይጥ ከምዝገብር ካብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሁዋዌ ኢትዮጵያ ተሰናድኦ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ከምዝድግፍ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ቴክኖሎጂ ሁዋዌ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ዓመት እተሰናድኦ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ከምዝድግፍ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ኣሊ፤ ኣብ ጉጅለ ቴክኖሎጂ ሁዋዌ ምስ ምኽትል ኣፈፃሚ ስራሕ ቻርለስ ዲንግ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ ገይሮም። ኣብ ጣሊያን ፔሩጂያ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ተውልደ ኢትዮጵያውያንን ከምኡ እውን ፈተውቲ ኢትዮጵያ ብግብረ ራዕዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሃገርና ክንሰርሖ ዝግባእ ብዙሕ ስለዝኾነ ክበረታታዕ ይግባእ _ ጋዜጠኛሄርሜላ ኣረጋዊ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገርና ክንሰርሖ ዝግባእ ብዙሕ ስለዝኾነ ብዝበለፀ ክንበረታታዕ ይግባእ ክትብል ጋዜጠኛሄርሜላ ኣረጋዊ ፃውዒት ኣቕሪባ። እታ ጋዜጠኛ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንኸኣትዉ ዝተገበረ ፃውዒት ተቐቢላ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ፡፡ ጋዜጠኛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንበዓል ልደት ጥዕንኡ ዝሓለወ ናይ ሕርዲ ኣገልግሎት ንመሃብ ምድላው ተገይሩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበዓል ልደት ጥዕንኡ ዝሓለወ ናይ ሕርዲ ኣገልግሎት ንሕብረተሰብ ንምቕራብ ምድላው ከምዝተገበረ ትካል ቄራታት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። በዓልቲ ሞያ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ትካል ወይዘሪት ርብቃ ማስረሻ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ነቲ በዓል ልዕ፤ሊ 5 ሺሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣምራርሓታት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣምራርሓታት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ ዘተ “ብዘላቒ ዓወት ናብ ምዕባለ ከምኡ እውን ክተታትን እርማትን ድሕረ ኲናት” ኣብ ዝብሉ ርእሰ ጉዳያት ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሽፋን ብምግባር ገበን ግዕዝይና ፈፂሞም ኣብ ዝተብሃሉ 7 ኣባላት ፖሊስ ክሲ ተመስሪቱ Gebremariam Weldegerima Jan 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሽፋን ብምግባር ግቡእ ዘይኮነ ሃፍቲ ንውልቆ፣ ንምርካብን ካልኦት ንክረኽቡ ብምሕሳብን ገበን ግዕዝይና ፈፂሞም ኣብ ዝተብሃሉ 7 ኣባላት ፖሊስ ክሲ ከምዝመስረተ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። ኣባልነት ፖሊስ ሽፋን ብምግባር ምረርመራ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርባዕተ ትውልዲ ዝጣመረሉ ዓቢዩ ኢትዮጵያዊ እንግዶት ሙዚቃ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣርባዕተ ትውልዲ ዝጣመረሉ ዓቢዩ ኢትዮጵያዊ እንግዶት ሙዚቃ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ከምዝካየድ ተገሊፁ። ሓይሊ ኪነ-ጥበብ ብምጥቃም ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እናበፅሐ ዝርከብ ፅዕንቶ “የኣክል” ንምባል ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ሃገራዊ መድረኽ ምኽክር ሃገር ዘድሕን ብምዃኑ ኩሉ ዜጋ ንዕውትነቱ ክረባረብ ይግባእ – ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ Gebremariam Weldegerima Jan 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ሃገራዊ መድረኽ ምኽክር ሀገር ዘድሕን ብምዃኑ ኩሉ ዜጋ ንዕውትነቱ ክረባረብ ይግባእ ክብሉ ኣብ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ ገሊፆም፡፡ ምስ ፋና ብሮድሳክቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማታት ሃይቅን ደሴን ትምህርቲ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ወራር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማታት ሃይቅን ደሴን ንልዕሊ ክልተ ወርሒ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ትምህርቲ ዳግም ተጀሚሩ ተጀሚሩ። ኣብተን ከተማታት ሙሉእ ብሙሉእ ብዝበሃል ኩነታት ስሩዕ ትምህርቲ ተጀሚሩ ኣሎ። ርእሰ…