ስፓርት ጉባኤ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ መበል 13 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ዛዚሙ። ቅድሚ ሕዚ ብዝተፈጠረ ክፍተት ኣሰራርሓ ምኽንያት ካብ ፈፃሚ ስራሕ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ተኣጊደን ንዝነበራ ወይዘሮ ሶፍያ ኣልማሙ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤተ ምፃሕፍቲ ኣብርሆት ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤተ ምፃሕፍቲ ኣብርሆት ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ተመሪቑ ተኸፊቱ፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 4 ኪሎ ልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ብዘበናዊ መልክዑ ዝተሃነፀ እቲ ቤተ መፃሕፍቲ፥ ባህሊ ምንባብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ንደግመ ህንፀትን ምጥያሽን ዝኸውን ስራሕ ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እስራኤልሩ ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ኣብ ዳግመ ህንፀትን መሊስካ ምጥያሽን ተሳትፎ ንምግባር ዘኽእል ስራሕ ምጅማሮም ነበር ኣባል ፓርላማ እስራኤል (ክኔሴት) ሽሎሞ ሞላ ገሊፆም። ነበር ኣባል ክኔሴት ሽሎሞ ሞላ ኣብ እስራኤል ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቁኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣቀባብላ ተገይሩሉ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቁኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራል፣ ክልልን ከተማታትን ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣቀባብላ ተረኺቦም። ቁኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ከተማ ጎንደር ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣብ ስዊዘርላንድ ዘተኣኻኸቡዎ 35 ሺሕ ስዊዝ ፍራንክ ኣረኪቦም Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣብ ስዊዘርላንድ ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ንምርዳእ “ህያብ በዓል ልደት ንሃገረይ” ብዝብል ዕፃ ቶምቦላ ሎተሪ ዘተኣኻኸቡዎ 35 ሺሕ ስዊዝ ፍራንክ ንቀዋሚ ቤት ፅሕፈት ኣረኪቦም። ቀዋሚ ልኡኽ በዓል ሙሉእ ስልጣን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ-ግብሪ ምፍናው ቁኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ-ግብሪ ምፍናው ቁኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ብመሰረት እቲ መርሃ-ግብሪ ካብ ብሄራዊ ሙዚየም ተበጊሱ ናብ 4 ኪሎ ኣደባባይ እቲ ምፍናው ክካየድ እዩ። ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ምፍናው÷ ኣፈጉባኤ ቤትምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዳያስፖራታትን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ዝተሰናድአ ማስ ስፖርት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ መስቀል ንዳያስፖራታትን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ዝተሰናድአ ማስ ስፖርት ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃግብሪ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ሓዊሱ ፃውዒት ዝተገብረሎም ኣጋይሽን ካልኦት ተሳተፍትን ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ዓመት 2022 ብሓቫር ጠጠው ንብለሉ ዓመት ንግበሮ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ትማሊ ዝኣተወ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ 2022 ኣመለልኪተን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። እተን ፕዚዳንት ኣብ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒተን፥ ሓዱሽ ዓመት 2022 ናይ ሰላም፣ ናይ ምሕካምን ብሓባር ጠጠው ንብለሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ በርበራ በረራ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 8 ለካቲት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ወደብ ከተማ በርበራ ሶማሌላንድ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዘ በረራ ንምግባር ትልሚ ከምዘለዎን ኣብ ቀፃሊ ቁፅሪ በረርኡ ከምዝውስኽ እውን ገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ራያ ቆቦ ካልኣይ ብርኪን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ሮቢት 19 ንፅልን ጅምላን መቓብራት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ካልኣይ ብርኪን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ሮቢት 19 ናይ ንፅልን ጅምላን መቓብራት ተረኺቦም። ኣብቲ ወረዳ 129 ኣቢያተ ትምህርቲ ዘረፋን ዕንወትን ከምዝበፅም ካብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ሓላፊ ቤት…