ዝተጎድኡ ሓድግታት ብቕልጡፍ ናብ ንቡር ብምምላስ ዓዉዲ ቱሪዝም ክነቓቓሕ ይግባእ ክብሉ ሰብ ሞያ ሓድግን ቱሪዝምን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጎድኡ ሓድግታት ብቕልጡፍ ናብ ንቡር ብምምላስ ዓዉዲ ቱሪዝም ክነቓቓሕ ይግባእ ክብሉ ሰብ ሞያ ሓድግን ቱሪዝምን ገሊፆም፡፡
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ብዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊ ኢትዮጵያ ላዕለዋይ ብዓል ሞያ ኣይተ ጌዲዮን…