ማእኸለዊ ባንኪ ቻይና ምልቃቕ በካሊ ጋዝ ንምንካይ 13 ነጥቢ 43 ቢሊየን ዶላር ሰሊዑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸለዊ ባንኪ ቻይና ምልቃቕ በካሊ ጋዝ ንምንካይ 13 ነጥቢ 43 ቢሊየን ዶላር ሰሊዑ።
ሓላፊ እቲ ማኸላዊ ባንኪ ሱን ጉፌንግ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ትካላት ገንዘብ ኣብታ ሃገር ምልቃቕ በካሊ ጋዝ ንምንካይን ንምቁፅፃርን ንዝሰርሑ ትካላት ዘለቅሐኦ…