Fana: At a Speed of Life!

ኤምባሲ ጀርመን ካብ 1942 ጀሚሮም ዝተሓተሙ ኩሎም ሕታማት ጋዜጣ ነጋሪት ንቤተ መፃሕፍቲን ቤተ መዛግብቲን ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ካብ 1942 ጀሚሮም ዝተሓተሙ ኩሎም ሕታማት ጋዜጣ ነጋሪት ንብሄራዊ ቤተ መፃሕፍቲን ቤተ መዛግብቲን ኣረኪቡ። ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንነዊሕ እዋናት ኣብ እንዳ መዝገብ ብጥንቃቐ ተታሒዞም ዝፀንሑ ካብ 19 42…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንሃገርን ህዝቢን ስግኣት ኣብ ዘይኾነሉ ብርኪ ናይ ምድኻም ወፍሪ ሽቶ እንተይተሳኸዐ ቃልሲ ጠጠው ኣይብልን – ኮሙዩኒኬሽን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንሃገርን ህዝቢን ስግኣት ኣብ ዘይኾነሉ ብርኪ ናይ ምድኻም ወፍሪ ሽቶ እንተይተሳኸዐ ቃልሲ ጠጠው ከምዘይብል ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። እቲ ክልል ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዘጋጠሞ ሰብኣዊ፣ ኢኮኖሚያዊን…

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብላዕለዎት ኣመራርሓታት መንግስቲ ዝተገበሩ ዲፕሎማሲያዊ ጉዕዞታት ዕዉታት ነይሮም – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብላዕለዎት ኣመራርሓታት መንግስቲ ዝተገበሩ ዲፕሎማሲያዊ ጉዕዞታት ዕዉታት ከምዝነበሩ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን…

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምልባዕ ቫይረስ ኦሚክሮን ከምዝነከየ ተመራመርቲ እታ ሃገር ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ቫይረስ ኦሚክሮን መጠን ምልባዕ እናነከየ ምዃኑ ተመራመርቲ እታ ሃገር ኣፍሊጦም፡፡ በዓል ሞያ ጥዕና እታ ሃገር ማርታ ኑኔስ፤ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ራብዓይ ዓሌት ቫይረስ ኮቪድ ኦሚክሮን ሕማም ብሉዑል ብርኪ ተላቢዑ ከምዝነበረን እቲ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝርከቡ ዩኒቨርሲቲታት ማሕበራዊ ሓላፍነቶም ይዋፃኡ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝርከቡ ዩኒቨርሲቲታትን ኮሌጃትን ኣብ ማሕበራዊን ቁጠባዊን መዳይ ብመፅናዕቲን ምርምርን ዝተደገፈ ሓገዛት እናገበሩ ከምዘለዉ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝርከቡ ጥምረት ዩኒቨርሲቲታትን ኮሌጃትን ዓመታዊ ጉባኤ ብኣዳላውነት…

ምምሕዳር ከተማን ፖሊስን ድሬዳዋ ኣብ ግንባር እናተዋደቑ ንዝርከቡ ኣባላት ፖሊስ  ፌደራል ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማን ፖሊስን ድሬዳዋ ኣብ ግንባር እናተዋደቑ ንዝርከቡ ኣባላት ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ግምት ዘለዎ ሓገዝ ኣበርኪቶም፡፡ ሰራዊት ፖሊስ ፌደራል ካብ ህዝብናን መንግስትናን ዝተውሃቦ ሓደራ ብምቕባል ምንቅስቓስ…

ካብ ጉጅለ ሸኔን ህወሓትን መጅሙዕ ተኹሲ ዝተረፈት ንእስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነባሪት ከተማ ወልድያ ዝኾነት ንእስቲ ሃብታም ደርባ÷ ተማሃሪት 7ይ ክፍሊን ጓል 16 ዓመት ዝኾነትን ምስ ስድራኣ ትነብረሉ ካብ ዝነበረ ከባቢ ክልል ኦሮሞ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዘብፅሐሎም ግፍዒ፤ ወላዲኣ ‹‹ንዘርኢ እኳ እንተትተርፈትለይ›› ብምባል ናብ…

ዳያስፖራታት ናብ ሃገር እንትመፅኡ ዝራእቲ ሓረስቶት ዝእክቡሉ ዕድል ተመዓራሪዩ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት ዘቕረበሎም ሃገራዊ ፃውዒት ተቐቢሎም ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ልዕሊ 1 ሚሊየን ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብዝተፈላለየ ኩነታት ንምቕባል ምድላው ከምዝተገበረ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዶስ ኣበባ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕያሽ ሰዓት እቶ እቶ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕያሽ ገደብ ሰዓት እቶ እቶ ከምዝተገበረ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መብግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣይተ ግዛቸው ሙሉነህ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኮማንድ ፖስት ፀፅታ እቲ…

ኣባል ኮንግረስ ኬረን ባስ ኢትዮጵያ ኣብ ኣጎዋ ንኽትፀንሕ ብምሕታት ናብ ዋይት ሃውስ ደብዳበ ኣእቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዑል ተሰማዕነት ዘለወን ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ዝኾና ኬረን ባስ ኢትዮጵያ ኣብ ኣጎዋ ንኽትፀንሕ ብምሕታት ናብ ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ደብዳበ ኣእቲየን። ሲቪክ ካውንስል ኢትዮጵያ ኣሜሪካውያን ንዝተፈላለዩ ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ፤…