ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ወግ “ህልውና ምሕላው፣ ዕቤት ምድንፋዕ” ብዝብል ርእሲ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2021 0 ኣዲስ አበባ ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተሰናደአ ኣዲስ ወግ “ህልውና ምሕላው፣ ዕቤት ምድንፋዕ” ብዝብል ርእሲ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ብኣቕራባይነት ሚኒስትር ኮሙዩኒኬሽን ዶክተር ለገሰ ቱሉ፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣየተ ኣሕመድ ሽዴን ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀጋኑ ሰራዊት ምክልኻልን ሓይሊታት ፀፅታ ክልል ኣምሓራን ንኸተማ ሰቆጣ ተቖፃፂሮም Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣንፀባራቒ ዓወት ንቕድሚት እናገስገሱ ዝርከቡ ጀጋኑ ሰራዊት ምክልኻልን ሓይሊታት ፀፅታ ክልል ኣምሓራን መብዛሕተኦም ከባቢታት ዞባ ዋግ ህምራን ዋና ከተማ እቲ ዞባ ከተማ ሰቆጣን ተቖፃፂሮም። እቲ ከባቢ ካብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናፃ ኣብ ዝወፅኡሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተገዲዱ እውን እንተኾነ ስዕረቱ የኣምን ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሓይሊ ሜካናይዝድ ዝተደገፈ ጦሩ ጉድኣት እናብፀሐልና ስለዝኾነናብ ሕገ-መንግስታዊ ክልልና ተመሊስና ክብል ወታደራዊ ኣመራርሓ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኾነ ፃድቃን ገብረተንሳይ እቲ ጉጅለ ጎናጎኒ እውን እንተኾነ ስዕረቱ ተቐቢሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ኢትዮጵያን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ኢትዮጵያን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ኢትዮጵያን ዶክተር መኩሪያ ሃይለ፥ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ታሪኽ ይቕረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያን መምርሒ ቴክኒክን ሞያን ዞባ ጉራጌን ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ኣረኪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያን መምርሒ ቴክኒክን ሞያን ዞባ ጉራጌን ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 27 ሚሊየን ብር ሓገዝ ኣረኪቦም። ኣካቢ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ እቶት ክልል ኦሮሚያ ብርሃኑ ፈይሳ፥ ክልል ኦሮሚያ ካብ ዞባታት ምብራቕ ሃረርጌ፣ ባሌን ኣርሲን 423…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዲስትሪክት ደሴ ልዕሊ 80 ትራንስፎርመራት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተዘሪፎም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዲስትሪክት ደሴ ልዕሊ 80 ትራንስፎርመራት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተዘሪፎም። ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ሞንጎ ዝተዋደዱ 6 ዲስትሪክታት ሓደ ዝኾነ ዲስትሪክት ደሴ፥ ኣብ ትሕቲኡ 23 ኣግግሎት ዝህባ ማእኸላት ኣለዋ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ 20 ኣባላት ሸኔን ዝተፈላለዩ ጦር መሳርሒታትን ኣብትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ጉቶ ጊዳ 20 ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔን ዝተፈላለዩ ጦር መሳርሒታትን ኣብትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ወረዳ ጉቶ ጊዳ ዋና ሳጂን ከተማ ኦልጂራ ከምዝገለፁዎ፥ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣቅስታ ጦር ካምብ ብምግባር እናተገልገለሉ ፀኒሑ ተባሁሉ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ለጋንቦ ዝርከብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣቅስታ ጦር ካምብ ብምግባር እናተገልገለሉ ፀኒሑ ተባሂሉ። እቲ ቤት ትምህርቲ ካብ 1945 ዓ.ም ጀሚሩ ንህፃናት እቲ ከባቢ ፍልጠት እናለገሰ ከምዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ካማሺ ብፀረ ሰላም ሓይሊታት ተዓፊኖም ዝነበሩ 62 ሰባት ሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ብዘካየዱዎ ኦፕሬሽን ናብ ማሕበረሰቦም ተፀምቢሮም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ካማሺ ከተማ ሄና ቀበሌ ሁሩንጉ ብፀረ ሰላም ሓይሊታት ተዓፊኖም ዝነበሩ 62 ሰባት ሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ብዘካየዱዎ ዳህሳስን ኦፕሬሽንን ካብ ኢድ ፀላኢ ወፂም ናብ ማሕበረሰቦም ከምዝተፀምበሩ ኮሚሽን ፖሊስ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ቢሊየን ዶላር ካፒታል ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኣፍሲሶም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ቢሊየን ዶላር ካፒታል ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ከምዘፍሰሱ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ገሊፁ። ናብ ሃገር ዝመፅኡ ሓደ ሚሊየን ዳያስፖራታት ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዝሪኡሉ መድረኽ…