ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዘፈራት ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዝነበረን ምትሕብባርን ውዕሊታትን ንምሕዳስን ንምትግባር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ ሞላ ንሴናተር ፓርላማ ፌዴሬሽን ሩሲያ ኢጎር መሮዞቭ ኣብ ቤት ፀሕፈቶም ተቐቢሎም ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ልዕሊ ሓደ ሚኢቲ ዓመትን ሓምሳን ዝዘለቐ ታሪኻዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘፈር ቴክኖሎጂ…